Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Meleket
Member
Posts: 4137
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: "ተቃለስቲ" ዶ ኣሸበርቲ .. .. .. የ 9/11 አሸባሪዎችም " በAwel Seid ታጋዮች ወይም ተቃለስቲ" ተባሉ! ድንቄም ታጋይ!

Post by Meleket » 01 Apr 2025, 11:57

እዚ “ወዲ ሓወቦና” የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም ቢሉ ኪምስል ሰሚዕናዮ። ከመይ እንተበልካ ንኢትዮጵያዊ ቦለቲከኛ ልደቱ ኣያሌው ከም ወጋኢ ወዮ ነቲ ሚሳይላት ናብ ሃገረ ኤርትራ ክንትኹስ ኢና እናበለ ዘጕባዕብዕ ዚነበረን ዚተዀሰን ናይ ሕወሓት ደብረጽዮን ድማ ከም መሓዛ ኬቕርበልና ፈቲኑ። ካብ ልደቱ ደብረጽዮን ይቐርበና ኪብለና ፈቲኑ! ሄ ሄ ሄ ካብ ላሊበላ ሽረ ይቐርበና ዲዩ ኪብለና ዚደሊ ዛሎ! እዚኣስ ሱሳ ኣላታ! ዓጽሚ ኣብ ምፍቓድ ወዲ ሓወቦና መዳርግቲ ከምዛይብሉ ኣርእዩና’ሎ!

ልደቱ ኣያሌው መኣስ ኮን ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ወጊኡ ወይ ወሪሩ? ወዲ ሓወቦና ኪገልጽን ኬነጽርን ይግባእ። “ኪበልዕዋ ዝደለዩ ኣምባጉምባሕ ዛግራ ይብልዋ” ከምዚበሃል፡ ወዲሓወቦና ካልእ ጥጁእ ኣሎኻ እምበር። ካብ ፓርቲ ልደቱ አያሌው ፓርቲ ደብረጽዮን ኢያ ንሕዝቢ ኤርትራ ወጊኣ ንምባል ኢዩ። እዚ ንብሎ ዛሎና ህዝቢ ንኸይተጋጊ ቍሩብ ሕንኸት መታን ኪስመዓኻ ኢዩ። ምስ ፓርቲ ደብረጽዮን ፍቕሪ ክምስርት ደልየ ንምባል ንልደቱ ከም ወጋኢ ምጽብጻብ ርኡይ ቦተሊካዊ ምንዝርና ኢዩ!

ብካልእ ሸነኽ ሕዝቢ ከንቕሕ ኢየ ዚብል ወዲ ሓወቦና ብዙሕ ከምዝተርፎ ርኢና ኣሎና። ወዮ ንሰብኣይ ሚሚ ስብሓቱ ምስ እኒ ጌታቸው ረዳ ተጐዝጉዡ ‘ኵርኮራ” ዚብል መጸሓፍ ከምዝጸሓፈ ወዲሓወቦና እንዶ ዛለዎ’ዉን ኣይመስልን። መጸሓፍቲ ኣቶ ሲራክ ንበቡ ቢልካና፡ ንሕና ድማ ብወገንና ሰብ ከተንቅሕ ቅድሚ ምፍታንኻ መጸሓፍ “ኵርኾራ” ንበብ መታን ጸላእተይ እትብሎም ኣካላት ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይሓስቡ መታን ክትፈልጥ። ባሕሪ ኤርትራ ንምዉናኑ ኣብ ሳሊና ዝተኸፍለ መስዋእቲ ዚትርኽ ብተጋላይ ግርማኣለም ዝተጻሕፈ መጸሓፍ ክተላልዮከ ኣይግባእን’ዶ? ወላስ ድርብ ዕያርን ሓኖ ብኣል ሓባ ጭሕሙ ዝጸሓፎ ኢዩ ንበኣል ኵስቶ ዘሐጕስ ቢልካ ኢኻ? ከመይ ዚበልካ “ረቂቅ” ስነጥበበይና ኢኻ ወደይ! ክንብል’ዶ! :mrgreen:

ንትግራዋይ ጋዜጠይና ስታሊን ገብረስላሰ ብዛዕባ ሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን መትከሉ ብምንጻሩ ኣብዚ ሞጊስናዮ ኣሎና። viewtopic.php?f=2&t=359450
እንተ “ወዲ ሓወቦና” ንሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን ክትዛረበሉ ኣይንሰምዕን ኣሎና። እዚ ጻውዒት ንኣኻ እዉን ይምልከት ኢዩ’ሞ ደጊም “ታሪካዊት ኣብሪል” ከይተሓምበበት መትከልካ ኣነጽር። viewtopic.php?f=2&t=359615

ፈታዉን ጸላኢን ዚፈልጦ መትከል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን እዡይ ኢዩ። viewtopic.php?f=2&t=308857

ሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን” ኡንኮ ሰላማዊ ሕርያ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ!

Meleket
Member
Posts: 4137
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: "ተቃለስቲ" ዶ ኣሸበርቲ .. .. .. የ 9/11 አሸባሪዎችም " በAwel Seid ታጋዮች ወይም ተቃለስቲ" ተባሉ! ድንቄም ታጋይ!

Post by Meleket » 02 Apr 2025, 04:00

ዓወል ሰዒድ የተባለ ወገኛ ወሬኛ፡ “የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም” በማለት፡ "ሊበሏት ያሰቧትን ጃርት፡ ጥንቸል ነች ይሏታል" ወይም “ሊበሏት ያሰቧትን ውርንጭላ ጥጃ ናት ይላሉ” እንዲሉ :mrgreen:፡ ከደብረጽዮኗ ሕወሓት ጋር ፍቅር ኣምሮት ነው መሰል፡ የኤርትራን ህዝብ “ልደቱ ኣያሌው እንጂ፡ ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኤርትራን ኣልወጋም!” እያለ "ለማንቃት" ቋምጧል! ድንቄም ኣንቂ! ይሉሽን በሰማሽ ነው ነገሩ። ልደቱ መቼ ነው ኤርትራን የወረረውና የወጋዉ? ኤርትራ ላይ ሚሳይል የተኮሰው ልደቱ ነው ወይስ ደብረጽዮን?

ለኤርትራዉያን ከላሊበላ ሽሬ ይቀርበናል እያለን ነው ይሄ ተለማማጅ ወሬኛ ኣጥንት ቆጣሪ 'ተራ ካድሬ'! በዚህ በሰለጠነው ዓለም ሑመራ ይቀርበናል ሽሬ ይቀርበናል ደምቢዶሎ ሩቅ ነው ወዘተ ማለት ፋይዳው ምንድን ነው። ኧረ ጐበዝ ይህ ነፈዝ ተራ ካድሬ ትላንት ኤርትራውያን ኣባቶችን ሲሰድብና ሲዘረጥጥ፡ ዛሬ ደግሞ ኤርትራን ትላንት ሲወጉ የነበሩ ሃይሎች “ይቅርታ” እንኳ ሳይሉን ሲያወዳድስና ሲያሞካሻቸው በማየታችን ይህን ቦለቲካዊ ምንዝርና ብንጠዬፍ ይህንን ቋጠርን፡ እኛ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች፡ በኤርትራዊ ጭዋነት ኩራትና ትህትና ልበሙሉነት ጭምር!

Meleket wrote:
01 Apr 2025, 11:57
እዚ “ወዲ ሓወቦና” የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም ቢሉ ኪምስል ሰሚዕናዮ። ከመይ እንተበልካ ንኢትዮጵያዊ ቦለቲከኛ ልደቱ ኣያሌው ከም ወጋኢ ወዮ ነቲ ሚሳይላት ናብ ሃገረ ኤርትራ ክንትኹስ ኢና እናበለ ዘጕባዕብዕ ዚነበረን ዚተዀሰን ናይ ሕወሓት ደብረጽዮን ድማ ከም መሓዛ ኬቕርበልና ፈቲኑ። ካብ ልደቱ ደብረጽዮን ይቐርበና ኪብለና ፈቲኑ! ሄ ሄ ሄ ካብ ላሊበላ ሽረ ይቐርበና ዲዩ ኪብለና ዚደሊ ዛሎ! እዚኣስ ሱሳ ኣላታ! ዓጽሚ ኣብ ምፍቓድ ወዲ ሓወቦና መዳርግቲ ከምዛይብሉ ኣርእዩና’ሎ!

ልደቱ ኣያሌው መኣስ ኮን ኢዩ ንህዝቢ ኤርትራ ወጊኡ ወይ ወሪሩ? ወዲ ሓወቦና ኪገልጽን ኬነጽርን ይግባእ። “ኪበልዕዋ ዝደለዩ ኣምባጉምባሕ ዛግራ ይብልዋ” ከምዚበሃል፡ ወዲሓወቦና ካልእ ጥጁእ ኣሎኻ እምበር። ካብ ፓርቲ ልደቱ አያሌው ፓርቲ ደብረጽዮን ኢያ ንሕዝቢ ኤርትራ ወጊኣ ንምባል ኢዩ። እዚ ንብሎ ዛሎና ህዝቢ ንኸይተጋጊ ቍሩብ ሕንኸት መታን ኪስመዓኻ ኢዩ። ምስ ፓርቲ ደብረጽዮን ፍቕሪ ክምስርት ደልየ ንምባል ንልደቱ ከም ወጋኢ ምጽብጻብ ርኡይ ቦተሊካዊ ምንዝርና ኢዩ!

ብካልእ ሸነኽ ሕዝቢ ከንቕሕ ኢየ ዚብል ወዲ ሓወቦና ብዙሕ ከምዝተርፎ ርኢና ኣሎና። ወዮ ንሰብኣይ ሚሚ ስብሓቱ ምስ እኒ ጌታቸው ረዳ ተጐዝጉዡ ‘ኵርኮራ” ዚብል መጸሓፍ ከምዝጸሓፈ ወዲሓወቦና እንዶ ዛለዎ’ዉን ኣይመስልን። መጸሓፍቲ ኣቶ ሲራክ ንበቡ ቢልካና፡ ንሕና ድማ ብወገንና ሰብ ከተንቅሕ ቅድሚ ምፍታንኻ መጸሓፍ “ኵርኾራ” ንበብ መታን ጸላእተይ እትብሎም ኣካላት ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይሓስቡ መታን ክትፈልጥ። ባሕሪ ኤርትራ ንምዉናኑ ኣብ ሳሊና ዝተኸፍለ መስዋእቲ ዚትርኽ ብተጋዳላይ ግርማኣለም ዝተጻሕፈ መጸሓፍ ክተላልዮከ ኣይግባእን’ዶ? viewtopic.php?f=2&t=357669 ወላስ ድርብ ዕያርን ሓኖ ብኣል ሓባ ጭሕሙ ዝጸሓፎ ኢዩ ንበኣል ኵስቶ ዘሐጕስ ቢልካ ኢኻ? ከመይ ዚበልካ “ረቂቅ” ስነጥበበይና ኢኻ ወደይ! ክንብል’ዶ! :mrgreen:

ንትግራዋይ ጋዜጠይና ስታሊን ገብረስላሰ ብዛዕባ ሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን መትከሉ ብምንጻሩ ኣብዚ ሞጊስናዮ ኣሎና። viewtopic.php?f=2&t=359450
እንተ “ወዲ ሓወቦና” ንሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን ክትዛረበሉ ኣይንሰምዕን ኣሎና። እዚ ጻውዒት ንኣኻ እዉን ይምልከት ኢዩ’ሞ ደጊም “ታሪካዊት ኣብሪል” ከይተሓምበበት መትከልካ ኣነጽር። viewtopic.php?f=2&t=359615

ፈታዉን ጸላኢን ዚፈልጦ መትከል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን እዡይ ኢዩ። viewtopic.php?f=2&t=308857

ሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን” ኡንኮ ሰላማዊ ሕርያ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ!

Meleket
Member
Posts: 4137
Joined: 16 Feb 2018, 05:08

Re: "ተቃለስቲ" ዶ ኣሸበርቲ .. .. .. የ 9/11 አሸባሪዎችም " በAwel Seid ታጋዮች ወይም ተቃለስቲ" ተባሉ! ድንቄም ታጋይ!

Post by Meleket » 04 Apr 2025, 10:51

ኣብ ቀጻሊ ተዋስኦ “ወዲ ሓወቦና”፡ ንሓደ ብርሃነ ዝስሙ ትግራዋይ “ዋጣ” ኬላልዬና ንጽበዮ ኣሎና።

ክስዖይ ግን ነዚ ኤርትራዊ ደራሲን ንጥምጥም ሳሊና፡ “ሳሊና 77” ዘርእስቱ ታሪኻዊ ጽሑፍ ብምጽሓፍ ንወለዶና ንዘበርኸተ ተባዕ ተጋዳላይ ከነተባብዕ ምእንቲ ዝገጠምናዮ ግጥሚ ኣስተማቕሩ! እኒ ዓወል ስዒድ ከምዡይ ዝዓይነቱ ንስዉኣት ዚውድስ ብተጋደልቲ ዝተደርሰ መጽሓፍ ከላልዩና ዲዮም፡ ወላስ ንጽሑፋት እኒ ሓኖ ዲዩ ሓሙ ሓባ ጭሕሙ ኢዮም ኬቐድሙ፡ ወላስ ንገላ ካብ ዋጦት ተጋሩ ኢዮም ከላልዩና ብሓባር ዘገም ቢልና ክንርእዮ ኢና።

viewtopic.php?f=2&t=357669

Meleket wrote:
06 Mar 2025, 11:22
ንጀጋኑ ክንገጥም ባህ ኢዩ ዝብለና’ሞ ምስትምቓር ናባኹም ቢልና ኣሎና፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን ብኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
Meleket wrote:
22 Feb 2025, 05:30
.....

ንሕጂ እስከ ነዚ ብርቂ ጸሓፊ ንምትብባዕ፡ ብሽሙ እንኮ’ሳዕ ሓንቲ ግጥሚ ኪንገብረሉ። ንወዲ ሰብ እንተሃብካዮ ናቱ፡ ኣቦይ እዝጊ ከምኡ ኢዩ ዚፈቱ ኢዮም ዚብሉ ለባማት።

እወ ግርማ

እወ ግርማ ግርማኣለም፡
ዝወዓለ ኣብ ጥምጥም፡
ኣብ ሳሊና ኣብ’ቲ ህጁም!

እወ ግርማ ግርማኣለም፡
ሽም ስውኣቱ ዘቕድም፡
መብጽዓኡ ዘይጠልም።

ዝኽሪ ህልዋት ብጾቱ በራቢሩ፡
መዝገብ ውዕሎታቱ ፈሓሒሩ፡
ምስጢራዊ ሰነዳት’ዉን መራሚሩ፡
ታሪኽ ሳሊና ደብቲሩ፡*
ውዕሎ ስውኣቱ ዘርዚሩ፡

“ወዲ ዕንጨይቲ” ግሩም ግብሩ፡
ወዲ ባሻይ ኣመስኪሩ፡
ነቲ ታሪኽ ጠማሚሩ፡
ሂቡና’ሎ፡ ትንዋሕ ዕምሩ!

ኤርትራዊ ዓቢ ንኡስ፡
ብሃገርካ እትግደስ፡
ስውኣትካ እትውድስ፡

መቓቐልቲ እትደቑስ፡
ታሪኽ ሓበን እስከ ተቋደስ።

እወ ግርማ ጽኑዕ ደጎል፡
እወ ግርማ ኳዕናን ደግለል፡

ከም ናይ ሳሊና ህያው ታሪኽ፡
ናይ ናቕፋ’ውን እንክት ትርኽ፡
ንኣምሰሉታት እተሕንኽ።

ናይ’ቲ ናቕፋ ናይ ሰዓቱ ኩነታቱ፡
ኤርትራና ትጽበ’ላ ንውዕሎኻ ከተዘንቱ፡

እቶም ሰብ መልሓስ ዚዉህትቱ፡
‘ቦተሊካ’ ዚዉስልቱ፡
እቲ ትዕቢቶም ኴይኑ ከንቱ፡
ናብ ሕፍረቶም ኪስክተቱ፡
ናብ በዓቶም ኪኽተቱ።

“ግርማ ሳሊና ኴንኻ ወርቂ፡
ግርማ ናቕፋ ኴንኻ ብርቂ፡
ሽም ስዉኣት ወራራቒ፡
ዝወጻእኻ ካብ’ቲ ጭንቂ፡
ምስ ገለጽኻ ነቲ ሓቂ፡
ዜዘንትዉ ታሪኽ ስርቂ፡
ውዕሎ ስውእ ዜቋስሉ ፍርቂ ፍርቂ፡
ከምዝሃረሞም ብርቱዕ በርቂ፡
ቀዘዝ ኪብሉ ክንርኢ ድንቂ፡

በቲ ማሕታ ናይ ብርዕኻ ኪዕነዱ፡
ዓቕራዉ ኴይንካ ኣይግዳዱ፡ **
ሓንቲ ቃሉ ሓንቲ ፍርዱ፡
ወትሩ ድልዊ ንሃገሩ ነታ ዓዱ፡
ብርቱዕ ድምጽኻ ኣንጎድጕዱ፡
ንመቓቐልቲ ጎማሚዱ፡
ኣዬድፈረን ነታ ዕርዱ።”

ቢልና ክንጽሕፍ እቶም ደቕኻ፡
ምስ ኣሕዋትካ ምስ ኣሓትኻ፡
ኣሎናልኻ ኣብ ጐድንኻ፡
ስክፍ እኳ ኣይበልካ።
ሓዉ ጀጋኑ፡ ወዲ ጅግና፡ ኣቦ ጀጋኑ እንደኣልካ።
......................
ግእዝ
*ደብተረ- ጸሓፈ
**ዐቈረ - ኣከበ፡ ኣዋህለለ፡ ገቲኡ ኅዝ፡ ዘጊቡ ኅዘ፡

ዓሚ ከምዚ ሕጂ ንኤርትራዉያን ኣቦታት “ዕሱብ” እናበለ፡ ንዕሱባት ሱዳናዉያን ወተሃደራት እንግሊዝ “ዕሱባት” እንከይበለ፡ ሱዳናዉያን ዕሱባት እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ዜጋታት ንዘውረድዎ ግፍዕታት ዕሽሽ ቢሉ ኺሓልፍ ተዓዚብናዮ ነቢርና። ኣቐዲሙዉን ኣሽሓት ሰላማዉያን ዜጋታት ዚሰርሑለን ማንታ ሕንጻታት ኣማሪካ ንዘዕነዉን ን3 ሽሕ ዜጋታት ብቅጽበት ዓይኒ ንዝቐዘፉ “ግብረሽበራዉያን” እዚ ወዲ ሓወቦና ብድፍረት “ተቃለስቲ” ኪብሎም ሰሚዕናዮ ነቢርና! “የወጋ ቢረሳ የተወጋ ኣይረሳም!” ይብሉኹም ከምዡይ ኢዩ!

ኣብ መወዳእታ ኣብ ታሪካዊት ወርሒ “ኣብሪል” ንሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን ምዝኽኻር ከድልዬና’ኡ

Meleket wrote:
01 Apr 2025, 11:57

ፈታዉን ጸላኢን ዚፈልጦ መትከል ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን እዡይ ኢዩ። viewtopic.php?f=2&t=308857

ሰላማዊ ትግባረ ፊዚካል ዲማርኬሽን” ኡንኮ ሰላማዊ ሕርያ ሰላማዊ ህዝቢ ኤርትራ!

Post Reply