Digital Weyane wrote: ↑09 May 2025, 00:00ኡዛ ፅምዶ ነቶም ደም መናእሰይ ትግራይ ምፍሳስ ዝለመዱ አኽላባት ጌታቸው ረዳ የተመቸየቶምን። ሕልሞም አው ውጪ ሀገር ተቐሚጦም ሀምበርገር እላጎመጡ ልመናእሰይ ትግራይ አው ውክልና ጦርነት ምህላቕ እዩ። ልብድሕር ሕዚ ንሳ አየግንዩዋን። ህዝቢ ትግራይ ነቒሑ እዩ። ብፃሕፃሕቲ አይሽወድን።![]()
![]()
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
viewtopic.php?f=2&t=361193Meleket wrote: ↑08 May 2025, 08:02ንጸጋም መገዱ
ጽምዶ ንኪዕወት ኣብ ፍቕሪ ሰሪቱ፡
ሰላም ንኪሰፍን ራህዋ ተቀኒቱ፡
ኵናት ንኪውገድ ኣብ ምሉእ ዞባና፡
ዲማርኬሽን ንግበር ንፍለጦ ደዶብና።
ቨርቺዋል ዲማርኬሽን ወሪዱ ኣብ ባይታ፡
ሽካላት ተጌሩ ዚድህሰስ ምልክታ፡
እንተዘይተዛዝመ ብይን ሄግ ብቐንዱ፡
ጽምዶኹም እንተኾይኑ ንጸጋም መገዱ፡
ከምጽምዶ ስዑዲያ ነይተርፍ ምቕዳዱ።
ሽዑ እኒ ኣይግዳዱ፡
“ተኾሊፍና” ቢልኩም ዳግማይ ክትቅልዱ፡
ዘየፍቅድ ኢዩ ሕጂ ተወሊዱ፡
ምውጥይጣይ ዚፍንፍን ኤርትራ ዝዓዱ!
viewtopic.php?f=2&t=361313
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
viewtopic.php?f=2&t=251284&p=1163800& "ኣዅሱመጫላ" ዛይብሎ ዬብሉን!Meleket wrote: ↑20 Mar 2021, 05:16ዓባዪ ትግራይAxumezana wrote: ↑19 Mar 2021, 23:01- Tigray people to vote for Tigray to be independent or to remain part of Ethiopia within two years. Majority of Tigrayans will choose Tigray to be an independent sovereign state
- Tigray and Eritrea to be confederated within three years
- Tigray and Eritrea to be united within five years under a new name ( Hagere Tsega)
- Hagera Tsega, as a sovereign state to be confederated with Ethiopia within 10 years
- Hagere Tsega shall remain a sovereign state with an Israel like army and intelligence forever
(1)Benefits of Tigray Eritrea alliance and confederation
- Bigger population and economy that counters Amhara " Fedual Ethiopia dreamers".
- Bigger defence force that deters war risks
- Stabilizes the Horn of Africa
- Fulfilment of the biblical prophecy ( Isaiah 18) on the resurrection of the Axumite kingdom
(2)Benefits of Ethiopia and Hagere Tsega confederation
- Stable Horn of Africa
- Effective to counter Egypt destabilization activities
- Bigger population and Economy
- Increases the critical mass to be competitive regionally, in Africa and globally
ኣግኣዝያን
ሃገረ ጸጋ
ፌዴሬሽን
ኮንፌዴሬሽን
ከምዚ’ባ
ከምቲ’ባ
ግርም’ባ መኒኻ “ሚእቲ ግዜ ኣዛሪብናዮም ኢና!” ዚብል ማዚቃ እንዶ ግበረልና!![]()
መኒ’ኻ ንስኻ ድማ ጨርሕ እንዶ “ትግራይ ትስግዕር!” “ትግራይ ትዕወመት!” በል ኣይዞኻ ናይና!![]()
ንስኻትኹም ድማ “ሕጂ’ዶ ሓይሽ ዉይ ውይ!” በሉታ!
“ከምዚ ሕጂ ይደልዩ’ዶ ፀ(ጨ)ሓይ” ኢዩ ዚበሃል ዛሎ!![]()
-
Digital Weyane
- Member+
- Posts: 9817
- Joined: 19 Jun 2019, 21:45
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
ኡቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራዮም ልኸተግብሩ ኢሎም ትግራዋይ ማንነቶም ደቢቖም ተቋወምቲ ኤርትራ ብምምሳል ልልዕሊ ዕስራይ ሸውዓተይ ዓመታት ብሓሾቶም ጎቦታት ከንቀጥቅጡ ልነበሩ ሀሳሳት ሎሚ ምድሪ ፀልሚታቶም ክቑዝሙ ንዕዘቦም አለና። <<ነዙይ ክትግዕታዶ ገበታ ትርህፃ>> ይብላ ነበራ እምበይተይ ሀፀፃ። ፅመዶ ፅመዶ መከራ ከይዓፀዶ
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
ብመሬት ዓደቦ የለይ ቀልዲ፡
ዋርሳይ ላይ ይከኣሎ ትዉልዲ፡
ከየዘንግዑካ ኣልደመልዲ!
ዋርሳይ እዞም ሰባት መንዮም መንዮም? . . . ብንመልኮ ቋንቋ’ማ ተናጊሮም . . . ካብ ትግባረ ብዪን ዶብ ሓንጊዶም . . . ኡነት ክነግረካ ውላድ ሳዋ . . . . ፍቕሮም ልኣካ ኣይኰነይ ልማሳዋ!

Digital Weyane wrote: ↑09 May 2025, 11:25ኡቶም ሕልሚ ዓባይ ትግራዮም ልኸተግብሩ ኢሎም ትግራዋይ ማንነቶም ደቢቖም ተቋወምቲ ኤርትራ ብምምሳል ልልዕሊ ዕስራይ ሸውዓተይ ዓመታት ብሓሾቶም ጎቦታት ከንቀጥቅጡ ልነበሩ ሀሳሳት ሎሚ ምድሪ ፀልሚታቶም ክቑዝሙ ንዕዘቦም አለና። <<ነዙይ ክትግዕታዶ ገበታ ትርህፃ>> ይብላ ነበራ እምበይተይ ሀፀፃ። ፅመዶ ፅመዶ መከራ ከይዓፀዶ![]()
![]()
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
ንኽብሪ justo viewtopic.php?f=2&t=322009
Re: ብዛዕባ “ጽምዶ”!
ጥሬው የወያኔ ካድሬ ሃይለ፡ በትግራይ ህዝብ ላይ "ጀኖሳይድ" ተፈጽሟል። "ጀኖሳይድ" ፈጻሚዎች ደግሞ ብልጽግናና ሻዕብያ ወዘተ ናቸው ብሎ ይለፍፋል። ቀጥሎም
ሕወሓት ከብልጽግና ጋር ለመታረቅ፡ መጀመርያ ብልጽግና ንስሓ መግባት ኣለበት ይላል።
ሕወሓት ከሻዕብያ ጋር ለመታረቅስ መጀመርያ ሕወሓት ንስሓ መግባት ኣያስፈልገውምን? የሚለውን ጥያቄ ለመመለስ ግን ድፍረቱና ወኔው ቅንነቱና ቁርጠኝነቱ ኣይታይበትም።
ምክንያቱም ይህ ሁሉ የዓመታት ክስረት ያጋጠመው ሕወሓት የኣልጀርስን ውልና የሄግን ብያኔ ለመተግበር ቁርጠኝነት ባለማሳዬቷ ብቻ ሳይሆን እንቅፋት በመሆኗ ጭምር ነው።
ጠቅላይ ኣብዪ ስልጣን በወጡ ማግስት የአልጀርስን ውልና የሄግን ብያኔ እንደሚያከብሩ ቅልብጭብጭ ባለ ቋንቋ ገልጸዋል። ይህንንም ለመተግበር የኢትዮጵያን ሰራዊት ከኤርትራ ጋር ከሚያዋስነው ደንበር እንዲርቅ ትእዛዝ በሰጡ ማግስት፡ ሕወሓት እንቅፋት ሆና ተልእኮውን ኣስተጓጉላለች። ከዚያም ኣልፎ ጦርነት ተጭሮ በሚልዮኖች ሰላማዉያን ሰዎች ሰላባ ሆነዋል።
ሲጠቃለል ትግራይ ውስጥ “ጀኖሳይድ” ተፈጽሞ ከሆነ፡ ዋንኛው ተጠያቂ ብልጽግና ወይም ሻዕብያ ሳይሆኑ ራሷ ባቅሟ ማሰብ ያልቻለችው ሕወሓት ነች። ከሕወሓትም ውስጥ ዋንኛ ተጠያቂዎቹ አላስፈላጊ እልህ ውስጥ የገቡት ፖለቲካዊና ወተሃደራዊ ስልጣኑን የተቆናጠጡ ሰዎች ናቸው። ለምን ይዋሻል፡ ከጦርነቱ በፊት የኢትዮጵያ የሃይማኖት ኣባቶች ሳይቀሩ፡ የሕወሓትን አመራሮች ለመምከርና ለማለዘብ ጥረት ኣላደረጉምን? የኛው ብረዚደንትም የሕወሓቱን ቁንጮ ዶ/ር ደብረጽዮንን ኣልመከሯቸውምን?

ሕወሓት ያለ ኣንዳች ማቅማማት ፊዚካል ዲማርኬሽን እንዲተገበር ሙሉ ትብብሯን ብታሳይ ኖሮ ይህ የተባለው “ኣልቂት” ሊገታ ኣይችልም ነበርን? በመሆኑም
ጅራፍ ራሱ ገርፎ ራሱ ይጮሃል እንዲሉ፡ ትግራይ ውስጥ “ጀኖሳይድ” ተፈጽሞ ከሆነ፡ በትግራይ "ጀኖሳይድ" ዋንኛ ተጠያቂዋ ራሷ ሕወሓት ነች፡ ብለናል እኛ ኤርትራዉያን የመሃልና የመስመር ዳኞች፡ በተለመደው ኤርትራዊ ጭዋነት ኩራትና ትህትና ጭምር። ይህን ያልንበት ምክንያትም ቢያንስ ቢያንስ “የኛ ያልሆነውን ኣንሻም፡ የራሳችንን ደግሞ ኣሳልፈን ኣንሰጥም!” በሚል መርህ የሚታወቀው የ4 ሚልየኑን ኤርትራ ሰራዊት ትዕግስትና ጭዋነትን ጠንቅቀን ስለምናዉቅ ነው!
ሲጠቃለል ኣሁንም የቀጠናችን ዘለቄታዊ ሰላም “ፊዚካል ዲማርኬሽንን በመተግበር” ካልተጀመረ፡ ሳይጀመር ውድቀቱ ከወዲሁ የሚታይ የሸፈጥ ጽምዶ ነው። ‘ክልተ ጎራሓት ሓሙኽሽቲ ስንቆም’ እንዲሉ ከህዝብ ተጠያቂነት ለማምለጥ፡ ለህዝብ ሰላም ዘለቄታዊ መፍትሄ የሚያስገኝ እርምጃን ለመውሰድ አለመትጋት ትልቅ የታሪክ ትዝብት ውስጥ ይጥላል ለማለት ያህል ነው። [ኢናመሰግናሎን]

ጽምዶ ምስ መን?
ምስቶም “ባሕሪ ኤርትራ ናይ ተጋሩ ኢዩ!” ዚብሉ እኒ መገሰም ጥረ ካድር ሃይለ ደደቢት’ዶ?
ጽምዶ ምስቶም “መተንፈሲ” የድልየና ዚብሉ ኣሕዋት Fiyameta ጓል ደደቢት ዶ? ካልእ “መተንፈሲ እንተረኺቦም ጽባሕ “ዓባይ ትግራይ” ዚብል ካሴት ኣእትዮም ከጽምሙና ንድሕር ዘይብሉ “ልሒቓን”ዶ?
ጽምዶ ምስቶም ውድብና ዝብልዋ ሕወሓት ትሕተተሉ ኵናትን ቅዝፈትን ዜጋታት ክልቲኡ ሃገራት ብ”ጄኖሳይድ” ዚብል መደናገሪ መናውራ ኪዕብልሉ ዚፍትኑ ጥፉሽ ካድራት’ዶ?

ሄ ሄ እቶም ደቂ ምድሪ ባሕሪ ደኣ "ፊዚካል ዲማርኬሽን ዘየቅድም ጽምዶ፡ ጽምዶ ሸፈጥ ኢዩ። ጽምዶ ናይ መንነት ቅልውላዉ ዛለዎም ‘ኣክቲቪስትስ’ ኢዩ!" እንደኣሎም ዚብሉ ዛለዉ!
ከምዡይ ገቢሩ ብረዚደንትና ቅድሚ ናይ ሕዪ ጽምዶ፡ ንሓናጺ ጽምዶ ምዒድዎም’ከ ለይነበረን ዲዩ? ልምንታይ ኢዩ ልሕሾ ለሎ!
ጽምዶ ምስ ስታሊን፡ ጽምዶ ምስ መድሕን ጽምዶ ምስ ግደይ ኣይጽላእን፡ እዚኦም ኣነቓቓሕቲ ትግራይ፡ ብፍትሓዊ ሰላም ዚኣምኑ፡ ብመሰረት ብይን ዶብ ናይ ሄግ ብምምላካት ዶባት ኣብ ባይታ ዝኣምኑ ጀናኑ ደቂ ትግራይ ኢዮም። ንስለ “መተንፈሲ’ ንምርካብ ምስ ደቂ ኤርትራ ኪጽመዱ ዘይደልዩ፡ ናይ ብሪንስብል ሰባት ኢዮም እሞ፡ ወትሩ ዓወቶም ተመኒናሎም ኣሎና፡ ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን በቲ ልሙድ ኤርትራዊ ጭዉነት ሓበንን ፍናንን።
ስታሊን ኮነ መድህን፡ መድህን ኮነት ግደይ ተስፋይ በለጸኛ ጽምዶ ኣይኾኑን ዚምነዩ፡ እንታይ ደኣ ኣብ ሰላምን ፍቕሪን ምክባር ዶባትን ዚሰረተ ሓናጺ ጽምዶ እምበር፡ ክንድዝዀነ ሕዝቢ ኤርትራ ኣብ መበል 34 ዓመት ዝኽሪ ሃገራዊ ናጽነቱ ነዞም ወረጃታት ደቂ ትግራይ ኣብ ዘዝጥዕሞም ስፍራ ኣብ ጽምብሉ እንተዓደሞም ባህ ይብለና! እንተ መገሰም ጥረ ካድር ሃይለ ደደቢት ግን ቦለቲካዊ ቍማሉ ከራግፍን ክነጽህን ይግባእ! “ባሕሪ ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እምበር ናይ ተጋሩ ከምዘይዀነ ኪኣምን ይግባእ። እዚ ጥራሕ ኣይዀነን “ኣብ መሬት ትግራይ ‘ጀኖሳይድ” ተፈጺሙ ይብል እንተልዩ፡ ተሓታትነት “ጀኖሳይድ” ትግባረ ብይን ዶብ ብምዕንቃፍ ናብ ኵናት ከምዝእቶ ዝገበረት ውድቡ ሕወሓት፡ ካብ ሕወሓትውን ኣብ ሕልኽ ዝተኣልኸ ወተሃደራዊን ቦለቲካዊን ኣመራርሓ ሕወሓት እምበር ሻዕብያ ዀነ ብልጽግና ከምዘይኾኑ ኪስቖሮ ይግባእ ንብል ንሕና ኤርትራዉያን ደያኑ ማእከልን መስመርን በቲ ልሙድ ኤርትራዊ ጭዉነት ሃበንን ፍናንን።