Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ድሕሪ ሞት ጋይድ ሳልሕ ኣብ ቦታኡ ሰዒድ ሺንግሪሓ ናይ ምክልኻል ሚኒስተር ናይ ኣልጀርያ ይኸውን ።

Post by Abe Abraham » 24 Dec 2019, 18:44

ጋይድ ሳልሕ ሓደ ካብ እቶም ኣብ ጊዜ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኣልጀርያ ኣንጻር መግዛእቲ ፈረንሳ ተራ ዝነበሮም ሰባት እዩ ኔሩ ።