
Nakfa Press
3h
·
ሰራዊት ኣገው ንሰቖጣ ኣበርገለ ተቖጻጺሮም
ብሄረሰብ ኣገው (ዋግ ኽምራ) ወረዳ ኣብርገሌ ፍሉይ ቦታ #ኒራቕ፡ እቶም "ብሓይልታት ትግራይ ይድገፉ እዮም" ተባሂሎም ዝጥቀሱ ናይ ኣገው ዲሞክራሲያዊ ምንቅስቓስ (#አዴን) ንሰራዊት ኣቢ ኣሕመድ ሰፍ ዘይብል ክሳራ ድሕሪ ምውራዶም ብዝገበርዎ ውግእ፡ ዛጊድ ካብ ሰቖጣ ኣብ ዝቐረበ ርሕቀት ይርከቡ።
ኣብቲ ዝተኻየደ ኩናት፣ ሰራዊት ኣቢ ኣሕመድ ልዑል መጥቃዕቲ ከም ዝበጽሖ ክሕበር ከሎ፡ ናይ ወረዳ ኣብርገሌ ርእሰ-ምምሕዳር እውን ከም ዝተቐተለ ምንጭታትና ሓቢሮም ።