Mezeker Abadi Zemo
7h ·
እዚ ነገር እዚ ከተሓሳስበኩም እዩ ዝግባእ ተጋሩ:: ኣዝዩ ከቢድ ቅልውላው ከስዕብ ዝኽእል ነገር እዩ:: እቲ ናይ እርዳታ እኽሊ ጥራይ ድማ ከይመስለኩም እቲ ጠጠው ዝብል ዘሎ:: ናይ PEPFAR ናይ HIV ምክልኻልን መድሓኒት ናብ ኩሉ ብነፃ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲን: ነፃ ምርመራ ኤች ኣይቪ : እቶም ብእኒ ብዓል ዲኬቲ ዝስርሑ ዝነበሩ ናይ ኮንዶምን ናይ ወሊድን ፅንስን መከላኸሊ መድሓኒታትን ሕክምናታትን: ናይ ዓሶ : .... ትግራይ ብከቢዱ ትጥቃዕ ዓዲ እያ ትኸውን ዘላ ብውሳነ ትራምፕ:: ምዓት ከም ንቡር ክንርእዮም ዝፀንሓናዮም ግልጋሎታት እዮም ዝቋረፁ ዘለው::

https://www.facebook.com/share/p/18E49aHVfJ/