Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
sarcasm
Senior Member
Posts: 11385
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ኸደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራ፤ ስድርኦምን ኣንስቶምን ክቀብጹ ከይርድኡ እንታይ ኾይኑ ኢሰያስ ከልኪሉ?

Post by sarcasm » 15 Jul 2024, 09:03

እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራ፤ ስድርኦምን ኣንስቶምን ክቀብጹ ከይርድኡ እንታይ ኾይኑ ኢሰያስ ኸልኪሉ?
Please wait, video is loading...
https://www.facebook.com/reel/1511534899733946

እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ከደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራኸ፤ ብድኽመት ናይ መን እዮም ክቡር ህይወቶም ናይ ኣቢይ ስልጣን ከደላድሉ ንኸንቱ ሞይቶም?


"ምስ ፌደራል ብሓደ ዝተቀብሩ ሰራዊት ኤርትራ ኣለው" ብ/ጀ ሓድሽ ኤፍሬም





መዓት መስዋእቲ ኢና ኸፊልና ይብል ኣሎ። በሉ ስድርኦምን ኣንስቶምን ንገርዎም፤ ፈጨው ኢሎም ይጽበይዎም ኣለዉ።

Please wait, video is loading...

"ወዲ ዓሻ'ስ ክልተ ጊዘ ይጽፋዕ | ኤርትራዊስ ምእንቲ ኣምሓራ ክብል ኣብ ኢትዮጵያ ኸይዱ ክመውት?

ነቲ 110 ሚልዮን ዘለዎ ዓዲ ህይወቱ ክግብር? እንታይ ኢና ኾይንና?" ዶ/ር ገብረ




sarcasm
Senior Member
Posts: 11385
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ኸደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራ፤ ስድርኦምን ኣንስቶምን ክቀብጹ ከይርድኡ እንታይ ኾይኑ ኢሰያስ ከልኪሉ?

Post by sarcasm » 16 Jul 2024, 05:24

"ወዲ ዓሻ'ስ ክልተ ጊዘ ይጽፋዕ! ኤርትራዊስ ምእንቲ ኣምሓራ ክብል ኣብ ኢትዮጵያ ኸይዱ ክመውት?

ነቲ 110 ሚልዮን ዘለዎ ዓዲ ህይወቱ ክግብር? እንታይ ኢና ኾይንና?" ዶ/ር ገብረ

sarcasm
Senior Member
Posts: 11385
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: እቶም ሎሚ ንደንከል ቆሪጹ ክወስድ ዝንህደድ ዘሎ ኣቢይ ስልጣኑ ኸደላድሉ ዝሞቱ ሰራዊት ኤርትራ፤ ስድርኦምን ኣንስቶምን ክቀብጹ ከይርድኡ እንታይ ኾይኑ ኢሰያስ ከልኪሉ?

Post by sarcasm » 26 Jul 2024, 14:57

ተወሰኽቲ ስዉኣት ከነፍርይ ስለ ዝኾንና ፤ በሓደ ጌርና ናይ ኩሎም ንነገግሮም። እዚ ርጉም ወዲ ኸኣ ካሕሳ ከይሃበና'ዮ ተባኢስና። - ኢሰያስ


Post Reply