-
Halafi Mengedi
- Senior Member+
- Posts: 47526
- Joined: 30 May 2010, 23:04
Re: መዝሙር "ዘይንዲቦ ጎቦ"??? Really Zeytserqo Maeteqo Ado Tigray Yelen, Atin Leyabu???
ንሕና ትግራዎት
የብልናን ብኡነት
ዘይንነግሮ ሓሶት
ዘይንሰርቆ ንብረት
ዘይነፍርሶ ምሕዝነት
ዘይንኽሕዶ ጎሬቤት::
የብልናን ብኡነት
ዘይንነግሮ ሓሶት
ዘይንሰርቆ ንብረት
ዘይነፍርሶ ምሕዝነት
ዘይንኽሕዶ ጎሬቤት::