Re: ኣቤት ኮሸምሸም ህግደፍ ምስ ተጋሩ
እቲ ዓጋመ ዕስትኽ ሲከር እንተፀኒቱ መን ከስሕቐና? ሰሓቅ እቲ ዝበለጸ መድሃኒት እዩ።
Re: ኣቤት ኮሸምሸም ህግደፍ ምስ ተጋሩ
እዚ'ስ ኮሸምሸም ብ'ኣኹም ንዓኹም ኢዩ።
ወይ ነብስኻ ዘይምፍላጥ ሕሱም።
እንታይ ዝረከብ ኣሊኩም ድኣ ኢዩ፡ ንስኹም ኮሸምሸም ክበሃለኩም?
ኣንኳይዶ ሰብሲ፡ ሓሳኹ ከማን ኮሸምሽም ኣይብልልኩምን፡ ሬሳኹም ክረኽቡ።
ወይ ነብስኻ ዘይምፍላጥ ሕሱም።
እንታይ ዝረከብ ኣሊኩም ድኣ ኢዩ፡ ንስኹም ኮሸምሸም ክበሃለኩም?
ኣንኳይዶ ሰብሲ፡ ሓሳኹ ከማን ኮሸምሽም ኣይብልልኩምን፡ ሬሳኹም ክረኽቡ።