#ምከረውምከረው_እምቢ_ካለ !!
ነቲ ብኣኽብሮትን ብትሕትናን ፡ ብሰላሙን ጻዕራምነቱን ዝልለ ኤርትራዊ ባህልን ክብርታትን ክብርዙ ከምጥጥቆ ሓሙስ ኩልና ሓደ ንኹን #ገበነኛታት ዝበሉ ካብ ባህልን ክብርን ኤርትራውነት ዝወጹ ዋላ ነታ ሒዞማ ዝኸዱ ባንዴራ #ፌደረሽን ብፖሊስ ተሓኒቆም ክረግጽዋ ምርኣይ ዘሕፍር እንድዩ ።
ኣብ መወዳእታ ግን ጽኑዓት ሕቡናት ደቂ ሻርሎት ምስ ፖሊስ ብምትሕብባር ገለ ኣብ ቀይዲ ዛጊት ተሳኢሎም ካብ ዘለው ተላለይዎም ።





