-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Axumezana : The 1st move to remove Abiy from power has been aborted , what is next TDF's move?
ናብ፥ ኢሱ፥ ገጽ፥ ኢና፤ ሽዋማ፥ ኔርናሉ፤
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Axumezana : The 1st move to remove Abiy from power has been aborted , what is next TDF's move?
ጅግና ኮኸብ ኮኸባት ኤርትራ ሓርበኛ ሓወይ ወዲ ትኹል " ወይክሓስም ታሪኽ ምዝካረ " ከም ዝበሎ ታሪኽ ብመጽናዕቲ ዘይተደገፈ ግስጋሰ ቲዲኤፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊስካ ክተልዕሎ እንከሎኻ ስኽፍ-ክፍ ዘብል እዩ ምኽንያቱ ክንደይ ትግራዋይ ብከንቱ ደሙ ስለ ዝፈሰሰን ዝተማረኽ ድማ ከም ባዓል ዳናይት " ብዘይካ ትግርኛ ካልእ ቋንቋ ኣይንፈልጥን ኢና፡ ንሕና ደቂ ሓረስቶት ኢና ንዛረቦ ቋንቋ ድማ ትግርኛ ጥራሕ እዩ " ክብሉ ትሰምዖም ስለ ዝነበርካ ።
ዘይርስዖ ኣብ 'ቲ ግዜ እቲ - ምስ 'ቲ ዝነበረ ኩነታት ብዝኸይድ - ንክዋዘ ከምዚ ኢለ ንእሽተይ ግጥሚ ሰሪሐ ኔረ ፥
ኣብ ደሴ
ክህርስ
እየ
ኣነ
ተመስየ !
ኮምቦልቻ
ክቖርስ
እየ
ቅጫ
ንጽቢሒቱ!!
ሓደ ኢትዮጵያዊ ከየስተባህለ " በላዕቲ ቅጫ " ኢሉ ክጻረፍ ምስ ሰማዕኩ እየ ብምህራስን ቁርስን ቅጫን ክዋዘ ዝተደፋፋእኩ ።