-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: When the Eritrean Defense Force is marching in the Shire town!!!!!!
ኣዝዩ ጠቓሚ ን ኣብ ናይ ፊልም ኣካዳሚ ዝማሃሩ ሰባት ! ከምዚ፡ተብተቦኦምን ህድማኦምን ተሃዊኽካ ኣብ ሚኒባስ ምስቓልን ብጉኒን ብኻልእ ሸነኽን ንሂረን ዝመጽኣን ተሽከርከርቲ ፡ ፊልም ክትመልእ እንከለኻ ንክኾነልካ ኣበይ ትረኽቦ !! ብሓጺሩ ን Martin Scorsese ከይተረፈ ዝምስጥ ፍጻመ !!!