Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Zmeselo
- Senior Member+
- Posts: 37345
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
-
Zmeselo
- Senior Member+
- Posts: 37345
- Joined: 30 Jul 2010, 20:43
Post
by Zmeselo » 01 Jun 2023, 03:25
ኣባላት ዕጡቓት ወያኔ ካብ ዝተዛረብዎ ዝተወሰደ፦
- ንስኹም መኪና ከምድላይም ኢኹም ትጥቀሙ። ንሕና ግን ናብ ዓይደር እኳ ቆፀሮ እንተልዩና ብእግርና ኢና ንኸድ። ተማልኡና ኢልናኩም እኳ ረጊጽኩምና: ተጸየፍኩምና ኢኹም ትኸዱ
- ሌባ ንምንታይ እዩ ተኣስሩ ዝፍታሕ
- ንሕና ሂወትና ከፍልናሎም። ንሶም ግን ዝስተ ማይ'ዉን ከልኤሙና። ከም ናይ ህወሓት መራሕቲ ጠላማት ኣብ ዓለም ተራኣዩ ኣይፈልጥን
- ደብረፅዮን ተኸቢቡ እኮ ንክነድሕኖ ክልተ ክፍለ ጦራት (ኣግኣዝን ሓውዜንን) "ይበለዓ" ተባሂለን ተበሊዐን እየን
- ማሾ ወያነ ናዕኻ ንምትራፍ ግምባሩ ዝሃበ መንእሰይ ረሲዕኻዬ: ብናይ መን ደም ከምዝተረፍኻ ይፈልጥ እየ ኣነ!
- 13 ሚሊዮን [ዶላር/ብር?] ናባና ዝተልኣኸ ኣበይ እኒሆ
- ኩንታል ቕርሺ ተሸኪምና ደድሕሬኹም ኣይጎየናይ ዲና?
- ወላድ ትግራይ ዘይትርዳእ ልምንታይ እዩ?
- ናይ ብጾት ኣዕጽምቲ ፈቀዶ በረኻ እናሃለወ እስኻትኩም ደቅኹም ተመርዕው ኣለኹም
- ኩሉኹም ሰረቕቲ ኮይንኹም ብጾትኹም ረሲዕኹም
- ብድያስፖራን ውሽጢ ዓድን ተጋሩ ዝተዋጸአ ገንዘብ ብቲቪ ንዓርስኹም ዓርሰምስኹም ኣብ ግልኹም ተውዕልዎ ኣለኹም። እዚ ናይ ባንዳ ስራሕ እዩ
- ስውኣትኩምን ውግኣትኩም ጠሊምኩም ኢኹም። ሕክምናን ምግብን የለን: ኣመራራሓ ደቅኹም ተመርዕዉ: ንሕና ግን ወለድና ክንርኢ እኳ ፍቓድ ኣይረኸብናን ...
ሓቂ መዲያ
ደብረፂዮንን ከከበባ ለማዳን: አጋዚ እና ሓውዜን የተባሉ የሁለት ሙሉ ክፍለ ጦሮች ህይወት ተገብሮለት ነው የተረፈው።
- የጁንታው የጦር ቁስለኞች
Last edited by
Zmeselo on 01 Jun 2023, 05:10, edited 1 time in total.