-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
እሞ ሕጂ'ኸ ደኣ?
ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድና ከነአቱ ዲና ዋላስ ተዓዘብቲ ኢና ክንከውን? ካብ ሓርጭ ናብ ሰናፍጭ
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: እሞ ሕጂ'ኸ ደኣ?
ኣእጋር ኣያታትካ ኢሳያስን ኣብይን ኣሜን ጎይታይ እላበልካ ምስላም እምበይ ካልእ ደኣ እንታይ ክህሉ::
ትጋሩ ይግዕሩ ጎይቶት ይሰሩ.::
ትጋሩ ይግዕሩ ጎይቶት ይሰሩ.::