Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ኣሜሪካውያንን ኤውሮጳውያንን እንዳ ተጠዋወዩ ኤርትራውያን ብሓንጎል ልዕሌና ስለ ዝኾኑን ብቋንቋና ስለ ዝዛረቡናን ንክንእዝዞም ጸጊሙና ይብሉ ኣለዉ። ደቂ ቅድስቲ ሳሕል ኣምላኽ ምሳና እዩ።

Post by Abe Abraham » 26 Dec 2022, 20:25

ኣሜሪካውያንን ኤውሮጳውያንን እንዳ ተጠዋወዩ ኤርትራውያን ብሓንጎል ልዕሌና ስለ ዝኾኑን ብቋንቋና ስለ ዝዛረቡናን ንክንእዝዞም ጸጊሙና ይብሉ ኣለዉ። ደቂ ቅድስቲ ሳሕል ኣምላኽ ምሳና እዩ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ኣሜሪካውያንን ኤውሮጳውያንን እንዳ ተጠዋወዩ ኤርትራውያን ብሓንጎል ልዕሌና ስለ ዝኾኑን ብቋንቋና ስለ ዝዛረቡናን ንክንእዝዞም ጸጊሙና ይብሉ ኣለዉ። ደቂ ቅድስቲ ሳሕል ኣምላኽ ምሳና እዩ

Post by Abe Abraham » 26 Dec 2022, 21:19



እቲ ልዕሌና ዝብሎ ዘለኹ ናይ ትምክሕቲ ከይመስል " ስለ ዝገጥሙናን ብብልሓቶም ሓሊፎም ስለ ዝጸንሑናን " ማለተይ እዩ ። እቲ ሓቂ ከኣ ንሱ እዩ ።

መራሕትና ከመይ ጌርኩም ከምዚ ትብሎ ኣለኹም ኢሎም ብመጎት ንኣሜሪካውያንን ኤውሮጳውያንን ክዛረብዎም እንከለዉ ዓቕሎም ይጸቦም ።

ፈልትማን ንሰዓታት ምስ መራሕትና ክዛራረብ እንከሎ እዚኣቶም ዳህያታት እዮም ከም ዝበለ ርጉጽ እዩ ። ንሃገርና ዝመርሑ ዘለዉ ሰባት ቀለልቲ ኣይኮኑን ።



Post Reply