Please wait, video is loading...
መዓልቲ ነጻነትን፣ መዓልቲ ስውኣትን ዝእውጅ ብቕዋም ዝተተኽለ ስርዓት እምበር፣ ሓደ ሽፍታ ስርዓት ኣይኮነን - ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
"ኣቦይ ተሰዊኡ'ዩ ብሂወት የለን። ሕጂ ጉዳየይ ብዛዕባ እታ ህልውቲ ኣደይን ህልዋት ዜጋታትናን'ዩ።" በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
Re: መዓልቲ ነጻነትን፣ መዓልቲ ስውኣትን ዝእውጅ ብቕዋም ዝተተኽለ ስርዓት እምበር፣ ሓደ ሽፍታ ስርዓት ኣይኮነን - ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
እቲ ንህዝቢ ብቕንዕና ዝመርሕ ሰብ፡ ካብቲ ህዝቢ’ዩ ዝሕረ። ባዕሉ፡ ናብ ስልጣን ብሓይሊ ጠበንዣ መጺኡ፡ ስልጣኑ ድማ ብጠበንዣ ዝሕሎ ሰብ ግን፡ “ማፊያ” ’ምበር፡ መራሒ ህዝቢ ኣይኮነን! እሂ - ሓቂ'ዶስ ሓሶት፧
Please wait, video is loading...
Re: መዓልቲ ነጻነትን፣ መዓልቲ ስውኣትን ዝእውጅ ብቕዋም ዝተተኽለ ስርዓት እምበር፣ ሓደ ሽፍታ ስርዓት ኣይኮነን - ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
So the Ethiopian people freely and democratically voted Meles in for office in 2005 in which Meles returned the favour by gunning down more 200 Addis residents?
እሂ ሓቂ'ዶስ ሓሶት?
Re: መዓልቲ ነጻነትን፣ መዓልቲ ስውኣትን ዝእውጅ ብቕዋም ዝተተኽለ ስርዓት እምበር፣ ሓደ ሽፍታ ስርዓት ኣይኮነን - ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
Please wait, video is loading...
Re: መዓልቲ ነጻነትን፣ መዓልቲ ስውኣትን ዝእውጅ ብቕዋም ዝተተኽለ ስርዓት እምበር፣ ሓደ ሽፍታ ስርዓት ኣይኮነን - ምንቅስቃስ ብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን በየነ ገ/እዝጋቢሄር (ውፉይ)
እንቓዕ ሓጎሰኩም EriSat ። 10 ሰባት ዝመጽኹም ዝነበሩ፣ ንውፉይ ምስ ኣምጻእኩም 10 ሽሕ ሰብ ሒዝኩም ኣምሲኹም። ቀጽልሉ ንባዕልኹም ኢልኩም 
Congratulations Erisat. The interview of Wfuy was followed by over 10,500 live viewers.