ቶማስ ወዲ ሓጎስ ፥ ልመከላከልያ ልኾን ላይ መዛናግዒ ቦታ ክንኸፍት ልዘጋጆ ስለ ለለና ኩሉኻትኩም ኣብ መረጃ ልትርከቡ ተጋሩ ክትታሓባበሩ መጸዋዕታይ የቕርብ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
ቶማስ ወዲ ሓጎስ ፥ ልመከላከልያ ልኾን ላይ መዛናግዒ ቦታ ክንኸፍት ልዘጋጆ ስለ ለለና ኩሉኻትኩም ኣብ መረጃ ልትርከቡ ተጋሩ ክትታሓባበሩ መጸዋዕታይ የቕርብ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ቶማስ ወዲ ሓጎስ ፥ ልመከላከልያ ልኾን ላይ መዛናግዒ ቦታ ክንኸፍት ልዘጋጆ ስለ ለለና ኩሉኻትኩም ኣብ መረጃ ልትርከቡ ተጋሩ ክትታሓባበሩ መጸዋዕታይ የቕርብ።
ኣብ መረጃ ክንደይ ተጋሩ ኣለዉ ኢልካ ተሓተትካ ክልተ ዝብል መልሲ ትረክብ ። ሓደ ሓላፊ መንገዲ ፡ እቲ ካልኣይ ድማ ቶማስ (aka Axumezana, J.Sicko, Sarko,C-beyond,Edu,Almaze...). እቶም ኣብዚ ዘለዉ ተጋሩ ክልተ ካብ ኮኑ እቲ መጸዋዕታ ናብ ሓላፊ መንገዲ ጥራሕ እዩ ክቐንዕ ዘለዎ ።