Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ጅንቲት ንጁንቲት እላጸናነዐት " ኣታዮ ኣይትፍራህ እምበይ ፡ ለዓና ለኾናይ ላይ ኣንበጣ እየን "

Post by Abe Abraham » 02 Nov 2022, 09:36



ጅንቲት ቁጽሪ ሓደ ፥ (እላጸናነዐት ) " ኣታዮ ኣይትፍራህ እምበይ ፡ ለዓና ለኾናይ ላይ ኣንበጣ እየን "

ጅንቲት ቁጽሪ ክልተ ፥ " ላይ ኣንበጣ ደኣ ላውዚ ለለናዮ ኡንታይ ኣምጽኢቶም ? ኣብ መሬት ለጥ ከምበልናይ ኣንበጣ ኾይንና ዶ ተራኢናዮ ? "

ጅንቲት ቁጽሪ ሓደ ፥ " ኣታዮ ተሓባእ ፡ ላው መሬት ቆፊርካ ላብ ግዛዕ እተይ ፡ ኡይ ኡይ ጠፋእና ፡ ይትኩስ እኔአዩ ፡ ይነዝሕ እኔአዩ ዲዲቲ ፡ ላብ ጥይት ልኣተየ ዲዲቱ ፡ ላው ትዲኤፍ .... ኩላ ትቆራረጽ እነአያ...ገብረ-ኣነናያስ ኸይዱ ፡ ኣሎ እላ በልናዮ ...ዋይ ዋይ ላውዚ ሬሳ ላውቲ ሬሳ ...ላየንበጣ እላ በልና ኣግኒዮምና እምበይ ኣግንዮምና .. ክንሕርን እላ በልና ቆንጆ ጌሮም ኣሕሪኦምና "




Post Reply