Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum


sarcasm
Senior Member
Posts: 11594
Joined: 23 Feb 2013, 20:08

Re: አንታይ ደለ ሕማቅ ዘና አዮ ወደይ።ኣባና ብጹአ ጳጳስ ሃገረ አርትራ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዓሪፎም።ንስድረኦምን ንመላአ ህዝቢ አርትራን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበናን ይብል።ኣሕሕሕ

Post by sarcasm » 09 Feb 2022, 20:11

እንታይ ክኾኑ ደኣ ኢኹም ን16 ዓመት ኣሲርኩምዎም? ናይ ሓሶት ኣሕሕሕ!

ብህይወት ከለዉ ፓትሪያሪክኩም ን16 ዓመታት ተኣሲሮም ኸለዉ ከዲዕኩሞም፤ ኣብ ጎኖም ደው ዘይበልኩምሲ፤ ሕጂ RIP ንምባል ምቅድዻም ግብዝና ይበሃል። ልቦና እንተ ዝህልወኩም ሓኒኽኩም ክውል ምበልኩም።

Post Reply