-
Halafi Mengedi
- Senior Member+
- Posts: 47703
- Joined: 30 May 2010, 23:04
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Wolkait the death field of Amharu, America called all citizens to leave Ethiopia???
- ኣታዮ ዓደይ ተንቤን ዓቢ-ዓዲ እዩሞ ኣውኡ ቶኽሲ የለይ እላ በልካ ልኻልኦት ተጋሩ ውግእን ጥፍኣትን ኣይትመነ ። ምስ ሰሓርታይ ኣይትባኣስ ኣይትኽእሎምን ኢኻ ኢልናካ ምስማዕ ኣቢኻ ሕጂ ካብ እዚ ወሪዱካ ዘሎ ንላዕሊ እንታይ ትደሊ ኣሎኻ ? ነዚ ስእሊ ጽቡቕ ጌርካ ረኣዮ ኣንታ ወዲ ዓበይቲ ቅሩብ ልቢ ተገበርካ ኣብ እርጋንካ !!!

- ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኤርትራ ሓማሴን ዝበሃል የሎን ፡ ሎጎ-ጭዋ ሓማሴን ( ዓዲ ሃሎ where my uncle President Issaias Afeworki Abraham ዘ-ሰሓርቲ ሓማሴን receives his guests. ) ዝበሃል የሎን ይብለና ግን ካብ ልብን ታሪኽን ህዝቢ ቃሕሊሉ ከልግሶ ዝኽእል የሎን ። ጋላ-ነፍሒ ነቶም ጋላ-ነፍሒ ኢሎም ዝመሃዙ ጥራሕ እዩ ዝኸውን። ቀጻልነት ከቶ ክህልዎ ኣይክእልን እዩ። ሃገር ናጻ ኣውጺእካ ታሪኽ ወለዶታት ክትድምስስ ምህቃን ድፍረትን ድንቁርናን ስለ ዝኾነ ። ናይ ሎጎ-ጭዋ ካልእ ስም ሃገረ ወዲ ኣብራሃም እዩ !!!!!
ኣብ'ዚ ወናማት ሰሓርቶት ደቂ ወቐርቲ ኣዝማድ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ እንሀለዉኻ ! ምስ እዚኣታቶም ዝበኣስ ወይልኡ !! ተጋሩ ኣጥዒምናኩም ኣሎና !! ኣሽንኳይ ሎሚ ቀደም 'ውን ብሴፍ ኣይተኻኣልናን !!! ንሕና ሰብ ታሪኽን ሰብ ሕግን ኢና ። ደብተር ሕግናን ስርዓትናን ኣብ ዝግብ ሰሓርቲ ኣላ !! ሃብተ-ስሉስ ናይ ተስፋ-ጽዮን ኣባሓጎታት ኣባሓጎ ኣብ ሓማሴን ሕግታት ሃኒጹን ኣማሓይሹን ንሕና ከኣ ከምኡ ። ንሕና ንጸላእትና ዕረ ንፈተውትና ድማ መዓር ኢና ።

Dr Abe Abraham
Do you know where Mllt took this agame head?

Abe Abraham wrote: ↑29 Dec 2021, 13:54