Ethiopians in Canada should persue this, legally!
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: Meles' former bodyguard calls for open terrorism
እቲ ሕቶ ዘሎ ሽበራዊ ስራሕ ይኹን ብጋንታን መስርዕን ዝተተኽለ ወተሃደራዊ ናይ ኮማንዶን ደባይን ስርርዕ ስለምንታይ ንምንታይ ዕላማ ? ከምኡ ዝሕሰብ ነጻ ዝውጻእ ሃገር ኣሎኒ ፡ ኣነ ኣይሁዳዊ እየሞ ንንጉስ ዳዊት ሆቴል ኣጥቂዔ ንእንግሊዝ ኣፈራሪሐ ንእስራኤል ክምስርት ይደሊ ኣለኹ ክበሃል እንከሎ እዩ ። እዞም ቸጋሩ(እዚኣ ቃል ብመሰል ደራሲ ዝተሓለወት ምህዞኻ ኢያ) እኳ ጸይቂ ንስለ ጸይቂ ዘይንገብር እኳ እዮም ዝብልኩኻ ዘለዉ ።
ግን ንኽገርመካ ብኣይተ ፍሳሓ ተሰማ ቅሩብ ተሓጒሰ ። ነታ መንቀኛ ዳንኤል በቀለ ናይ " ህዩማን ግዛዕ " ናይ ኢትዮጵያ፡ እርይ ቁጽር ኣቢሉ ዳርጋ ኩሉ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ዝተባህለ ግፍዕታት ብኤርትራውያን እዩ ተጌሩ ኢሉ ንሚሸል ባሽሌ ዘቕረባ ጸብጻብ ምስጢር ደሓን ይእቶ ኣይተ ፍሳሓ ወዲ ተሰማ ኣብ ደገ ወጺኡ ኣቃሊዕዋ ።
ስጋዕ ነዓና ጠቓሚ ዝኸውን ግደፎም ይዛረቡ ።
ኣብዚኣ ሓንቲ ትዝ ትብለኒ ነገር ኣላ ። እንተ ፊያሜታ እንተ ፑሽኪን ሓንቲ ንውሕ ዝበለት በርቂ ዝኾነት ጽሑፍ በምሓርኛ ኣካፊሎምና ኔሮም ። ካብ ትሕዝቶኣ " ዓዲገሊኦም ዝገበሩ ጌሮም ኤርትራውያን እዮም ጌሮሞ ክብሉ ይኽእሉ እዮም " ዝብል ኔርዋ ።