Please wait, video is loading...
-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
አብ ውግዕ አፋር ዝሳተፍ ዘሎ ስራዊት ኢስያስ ከም ቆጽሊ ይረግፍ አሎ።
ኣዝግዮ መሓረና ክርስቶስ!
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: አብ ውግዕ አፋር ዝሳተፍ ዘሎ ስራዊት ኢስያስ ከም ቆጽሊ ይረግፍ አሎ።
ትማሊ ትማሊ፡ ወያነ ቶግ እንተቢሉስ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ሰከንድታት ኢዱ ክህብዩ ይብሉና ዝነበሩ፡ ሎሚ ሰራዊት ኤርትራ ዓመት ድሕሪ ምጅማር ኲናት፡ ኣብዚ ግንባር ኣትዩ ኣብቲ ግንባር ተሳቲፉ ይብሉና ኣለዎ።
ቆልማጻት በላዕቲ ክልተ ድስቲ!
-
Justice Seeker
- Member
- Posts: 4061
- Joined: 09 Jul 2017, 23:35
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: አብ ውግዕ አፋር ዝሳተፍ ዘሎ ስራዊት ኢስያስ ከም ቆጽሊ ይረግፍ አሎ።
- sad !!! ተጋሩ መጉሃይቲ ፈታውን ጸላእን !!

