

Digital Weyane wrote: ↑14 Oct 2021, 10:49አዶ ትግራይ ከይሃረሰት ኡያ ትሓድር ዝኒአ።
ልዕስራይ ሸውዓተይ ዐመታት ውኃ ፀሚእና ኢልና ላብ መራሕቲ ሕወሓት አቤቱታና ከነስምዕ ከለና ዝዋሃበና ዝነበረ መልሲ፣ <<ሓንሻብ እማ ለዙይ ኢሳያስ ኻው ስልጣን ንእለዮ ድሕሪኡ አማሪካ ፁሩይ ላይ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ውኃ ክትህበና እያ፣ ንሕና ጥራይ ነቱ ፕላስቲክ ጥርሙዝ ሪሳይክል ምግባር ነስታውስ።>>
ሎሚ ውኃ የለይ ኢልና ክንጠርዕ ከለና ዝህቡና ዘለዉ መልሲ፣ <<ሓንሻብ እማ ለዙይ አቢይ ኻው ስልጣን ንእለዮ ድሕሪኡ ፁሩይ ማይ ኣማሪካ ክንሰቲ እይና ዝብል ኡዩ።>>
ዘመንያ ግርምቢጥ ውኃ ልዓቐብ።![]()
![]()
![]()