Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ወደባት ሰራየን ህዝቢ ኤርትራን ደብዳብ ሕሱራትን ርኹሳትን ጃንዳ ወያነ ኣብ ርእሲ ቤተ-ክርስትያን እንዳ ገብርኤል ኣይረሰዖን ። ተጋሩ ብኣማኑኤል ከልቢ ኣይትታለሉ ። ሓደ ዋጋ ዘይብሉ ርዉእ

Post by Abe Abraham » 06 Aug 2021, 18:00



ወደባት ሰራየን ህዝቢ ኤርትራን ደብዳብ ሕሱራትን ርኹሳትን ጃንዳ ወያነ ኣብ ርእሲ ቤተ-ክርስትያን እንዳ ገብርኤል ኣይረሰዖን ። ምስ እቲ ካልእ ዘይማሓር ዝፈጸምዎ ዓበይቲ ገበናት ማለት እዩ ።

ተጋሩ ብኣማኑኤል ከልቢ ኣይትታለሉ ። ሓደ ዋጋ ዘይብሉ ርዉእን መላገጽን ሸቓጢ እዩ ።