-
JudgementDay1234
- Member
- Posts: 3298
- Joined: 10 Mar 2016, 11:47
ሕልሚ ዓባይ ትግራይን ናጻ ትግራይን ምስ ሞት ሓሳዊ ስዮም መስፍን ኣብ ግንባሪ ተደፊኣ ሃፊፋ ተቀቢራ ሞይታ ተሪፋ።
አዚ ኹሉ ፈኸራ ን 45 ዓመታት ናይ ካድረታት ማለሊትን መራሕቶምን፣ ናይ ሃጠውቀጠው ሕልሚ ዓባይ ትግራይን ናጻነት ትግራይን ምስ ሓስዊ ስዩም መስፍን ኣብ ግንባራ ተሃሪማ ተደፊኣ ሞይታን ተቀቢራን ተሪፋ።