ዶክተር ተስፋይ ጋርዛ (ጀብሃ ነበር )፥ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ገና ብእግሩ ጠጠው ኢሉ ከስተንፍስ ዝኽእል ኣባል ህወሓት ጅግና ኢዮ ዝበሃል " ። ትንቢት ኢሳያስ እንተ ወሪዱካ ንዘልኣለም ክትሳቐ ኢኻ ትነብር ። ኣነ ካብ ተመክሮይን ካብ ተሞክሮ ብጾተይን ተበጊሰ ኢየ ዝዛረብ ዘለኹ ። ተጋሩ ሕጂ ሓድሽ ስለ ዝኾኖም ብዝኸውንን ዘይከውንን ንነብሶም ይዕሽውዋን የዳሳድስዋን ኣለዉ ። ውዒሉ ሓዲሩ ግን እቲ ምምዋት ናይ ወያነ ዘሕድረሎም ሰለሎ ክንጸረሎም እዩ ። ስጋዕ ዕለተ-ሞቶም ድማ ምስ ኣቶም ክነብር እዩ ።
ኣነ ሕጂ ሓንሳብ ሓንሳብ ኣብ'ዚ ዕድመይ እዚ ደቂሰ እንከለኹ ባህሪረ " ጀብሃ ዓባይ ! በዓልቲ እርምቲ ጠባይ ! ኮሮኮን ፡ መልኣከ-ተኽለ ዓዲ ነኣምን ሓማሴን ፡ በዓል ዓብደላ ቀቲሎም ሬሳኻ ነዛብእ ደርብየሞ ። መንደፈራ ፡ ሳን ጆርጆ ፡ ኣስመራ ..." ይብል እሞ ብር ኢለ መሊሰ ናብ ድቃሰይ ይምለስ ። ተጋሩ ድማ ክብህርሩ እንከለዉ " ሰሜን ሃይል ! ሻዕውያ ! ኣምሓራ ኣርበኞች ! ኣስመላሽ ! ራያ ፡ ዋልቃይት ፡ ጠገዴ ፡ ሑመራ ፡ ስምስም፡ ሰሊጥ! ስየ ፡ ጻድቃን ይበኪ ስለ ዘሎ ኣብዶ ! ... " ክብሉ እዮም::
ብኣቡኡን ኣዲኡን ዝተረግመ እዩ ትንቢት ኢሳያስ ዝወርዶ ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
ዶክተር ተስፋይ ጋርዛ (ጀብሃ ነበር )፥ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ገና ብእግሩ ጠጠው ኢሉ ከስተንፍስ ዝኽእል ኣባል ህወሓት ጅግና ኢዮ ዝበሃል " ። ትንቢት ኢሳያስ እንተ ወሪዱካ .......
-
sebdoyeley
- Member+
- Posts: 5507
- Joined: 14 Feb 2020, 04:27
Re: ዶክተር ተስፋይ ጋርዛ (ጀብሃ ነበር )፥ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ገና ብእግሩ ጠጠው ኢሉ ከስተንፍስ ዝኽእል ኣባል ህወሓት ጅግና ኢዮ ዝበሃል " ። ትንቢት ኢሳያስ እንተ ወሪዱካ .......
wise writer!!! he hit all that he wants to say in a very short essay. clear messege
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ዶክተር ተስፋይ ጋርዛ (ጀብሃ ነበር )፥ ኣብ'ዚ ግዜ እዚ ገና ብእግሩ ጠጠው ኢሉ ከስተንፍስ ዝኽእል ኣባል ህወሓት ጅግና ኢዮ ዝበሃል " ። ትንቢት ኢሳያስ እንተ ወሪዱካ .......
Thanks !sebdoyeley wrote: ↑20 Dec 2020, 14:07wise writer!!! he hit all that he wants to say in a very short essay. clear messege