ይብል ኣሎ።ብናይ ሓሶት ሓድነት ኣይተደንቁሩና።
ናይ ሓሶት ሓድነት ካብዚ ናይ ወያነ ጽውጽዋይ ደሞክራሲ ይኸፍእ።
መወዳእታኡ ውን ዕንወት እዩ።
ካብ "ጥባሕ ጥባሕ" ዝበልጽ፡ ካብዚ መንእሰይ ተማሃሩ፡
ካብ "ጥባሕ ጥባሕ" ዝበልጽ፡ ካብዚ መንእሰይ ተማሃሩ፡
Re: ካብ "ጥባሕ ጥባሕ" ዝበልጽ፡ ካብዚ መንእሰይ ተማሃሩ፡
ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ምጅማር,,
ተቓወምቲ aka ዑሱባት ናይ ወያነ "ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ዘብሉ ኣጀንዳታት እምበር ንህዝቢ ኤርትራ ዝጥርንፉ ኣተሓሳስባ ወይ መደባት ርኢናሎም ኣይንፈልጥን, ንዚ ንኸተግብሩ ዝጥቀምላ ሜላ ከኣ "ሰብ ብዝደለዮ/ዝመስሎ መንገዲ , ብብሄር ይኹን ብሃይማኖት ንኽቃለስ መሰሉ እዩ ",ጉድ ረኺባ መሰል!!
ስለዚ ህግደፍ ብኻልእ ክሕመዩ ይኽእሉ ይኾኑ , ብኤርትራን ሓድነት ህዝባን ግን ብጣዕሚ ጽኑዕ እዩ መርገጺኦም,ብኣንጻሩ ከኣ እቶም ተቓወምቲ ኢና በሃልቲ ንሓድነት ዘፍርሱ ኣካይዳታት እዩ ዘለዎም, እዚ ቪድዮ "ብተቃዋማይ" ተዳልዩ ብኣይተ mesob (ዓጋመ )share ምግባሩ ንባዕሉ ዓቢ ምስክር እዩ ::
ስኒትን ሓድነትን ዓንድ ሕቖ ናይ ዝኾነት ሃገር እዩ::

More on this from Finan, the young generation has better approach than the older and retarded ones: