ኣብ መቐለ ተጋሩ ከብዶም ሓቊፎም ብፍርሃትን ተስፋን ይጽበዩ ኣለዉ ። ተቕማጥ ዝቃወም ከኒና ተወዲኡ ሰባት ናብ ተኽሊ ዕብስቶ ኣድሂቦም ኣለዉ።
ዕብስቶ ንጠቕማጥ ጠጠው ዘብል ባህላዊ ናይ ትግራይ ፈውሲ ኮይኑ ጠጢቕካ ዝስተ ቆጽሊ እዩ ።
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00