Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) ፡ ‘ስዉር ጥሜት የብቅዕ’፣ ኤርትራውያን ነበርቲ ዲሲን ከባቢኣን

Post by Eripoblikan » 10 Aug 2020, 07:11



መንግስቲ ኤርትራ ብምኽንያት ውሸባ ኣንጻር ኮቪድ 19፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ናይ ጥሜት መርበብ ኣጻዊዱ ብምባል ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ።

በዚ መሰረት ኣብ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ኣብ ዘካየዱዎ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ‘ኣብ ውሽጢ ሃገር ናይ ዝርከብ ህዝብና ድምጺ ሰሚዕና፣ ንምቅላሕ ከይረብረብና ክንጽዕር ኢና’ ብምባል ቃል ኣትዮም።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቁ፡
https://erena.org/ስዉር-ጥሜት-ይኣክል፣-ኤርትራውያን-ነ/