“ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት ዙቑርን ሓኒሽን ናይ የመን፣ መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ፣ ጋዜጣታት የመን ንኣዛዚ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ሜጀር ጀነራል ኻልድ ኣል ቓማሊ ብምጥቃስ ሓቢረን።
እቲ ብረቡዕ 3 ሰነ ከምዝተኻየደ ዝተሓበረ መጥቃዕቲ፣ ብውሕዱ ብሰለስተ ጀላቡ ከምዝተፈጸመ’ዩ እቲ ምንጪ ዝጠቕስ።
ንምሉእ ጸብጻብ ኣብዚ ጠውቁ. . .
https://erena.org/ሓይሊ-ባሕሪ-ኤርትራ፣-ኣብ-ደሴታት-የመን-መ/
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
-
Eripoblikan
- Member
- Posts: 3547
- Joined: 15 Sep 2019, 13:49
Re: "ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዱ” ክብላ ንኣዛዚ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን
Please wait, video is loading...