Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum

lil kogne
Member
Posts: 1084
Joined: 20 Jul 2019, 17:11

Re: hellow agame atum qomalat resahat alokum do

Post by lil kogne » 23 Apr 2020, 16:16

አሎናወ አይትሀልለው ናብራ፡ ተመሪሕና በዞም ሰረቕቲ ከኸድቲ ጭፍራ፡
17 ዐመት ተቃሊስና ተሰዊእና ብኮንቱ ክሳራ።
ብሰሜን እንተኸድና ክንሶልኽ ክንሰርቕ ንኤርትራ፡
ህዝቡካ ይትረፍ እንስሳ ከሺሕዎ ናትና ሽጣራ።
ንደቡብ እንተኸድና ን ወሎ ጎንደር ሽዋ ዕድ አምሐራ
ክጎይና ይውዕሉ ብጥይት ብኻራ።
ብምምራቕ እንተኸድና ንምድረበዳ ደንካልያ
ንምርአይና ጸሊኦሞ ሻሆ ምስ ዐፋራ።
ንጂቡቲ እንተኸድና ክንሰግር ንየመን ሱዕድያ
ክም አጣል ከብኪቦም የእትዉና ናብ መጋርያ፡
ውይ ውይ መስጣና ደአ ይውረዶም ማለሊት በላዕቲ፡
ዝበልዕዎ ክተፍእዎ ይቃላሕ እል መልእኽቲ።
ልኡኻቶም መኽፈሊ ተወዲኡ ንብዓል አወጣሽ ውሽየ፡
ዓብደል ልዛይ ሐላፊ አድጊዬ።
ልማኖ ጀሚሮም ናብ ገዛ ገዛየ።

Post Reply