Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Meleket
- Member
- Posts: 4782
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Post
by Meleket » 22 Feb 2020, 04:54
ዜማ “ ‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ - - -!”
ቅድሚ አስታት ርብዒ ዘመን ከምዚ ኔራ
‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ፣
ኣዲስ ኣበባ ሓሊፉ! የየየየየየየየየ
ድኅሪ አስታት ርብዒ ዘመን ድማ ከምዚ
‘ተጋዳላይ’ ዓንዴል ኣፉ፣
ካብ ኣዲስ ኣበባ ተጓሒፉ! የየየየየየየየየ 
-
Degnet
- Senior Member+
- Posts: 25078
- Joined: 16 Feb 2013, 11:48
Post
by Degnet » 22 Feb 2020, 08:20
Meleket wrote: ↑22 Feb 2020, 04:54
ዜማ “ ‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ - - -!”
ቅድሚ አስታት ርብዒ ዘመን ከምዚ ኔራ
‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ፣
ኣዲስ ኣበባ ሓሊፉ! የየየየየየየየየ
ድኅሪ አስታት ርብዒ ዘመን ድማ ከምዚ
‘ተጋዳላይ’ ዓንዴል ኣፉ፣
ካብ ኣዲስ ኣበባ ተጓሒፉ! የየየየየየየየየ
Tegadalay ayguhafn gedli dema nebari eyu,ezom bezaebaom etzareb zeleka ab hade Tigraway lebi ewn yelewun/arhiqka zytehaseb mekuanka tray eyu zrei
-
Meleket
- Member
- Posts: 4782
- Joined: 16 Feb 2018, 05:08
Post
by Meleket » 24 Feb 2020, 10:38
Degnet wrote: ↑22 Feb 2020, 08:20
Meleket wrote: ↑22 Feb 2020, 04:54
ዜማ “ ‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ - - -!”
ቅድሚ አስታት ርብዒ ዘመን ከምዚ ኔራ
‘ተጋዳላይ’ መዓር ኣፉ፣
ኣዲስ ኣበባ ሓሊፉ! የየየየየየየየየ
ድኅሪ አስታት ርብዒ ዘመን ድማ ከምዚ
‘ተጋዳላይ’ ዓንዴል ኣፉ፣
ካብ ኣዲስ ኣበባ ተጓሒፉ! የየየየየየየየየ
Tegadalay ayguhafn gedli dema nebari eyu,ezom bezaebaom etzareb zeleka ab hade Tigraway lebi ewn yelewun/arhiqka zytehaseb mekuanka tray eyu zrei
ክቡር Degnet ሓወይ
ተጋዳላይ ማለትን ‘ተጋዳላይ’ ማለትን ፍልልዩ ለይተረዳኣይ ማለት ዲዩ፧
ከማይ ኣቕሪብኻ ምሕሳብ ምስጀመርካ ክርደኣኻ ኢዩ። እንተ ለይዀይኑ ድማ ለቶም እንካብ ኣ/ኣ ላይ ሚኒስትርነት ቦታኦም ተሓኺኾም ላብ መቐለ ዘበሉ ሕተቶም እምበይ! 