Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 37135
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

Egypt & Sudan & Bantu Ethiopia Dam Talks Fails Again!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 20 Dec 2023, 11:28


Nakfa Press
🟥 🇪🇹 🇪🇬 🇸🇩 ራብዓይን ናይ መወዳእታን ዙር ዝርርብ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ትማሊ ሰሉስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይፍረ ፈሺሉ።

ሚኒስትሪ ሃብቲ ማይን መስኖን ግብጺ ብሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ እቲ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝካየድ ዝነበረ ነዊሕ ዝጸንሐ ዝርርብ ኣብቂዑ ብምባል ናብ ኢትዮጵያ ዘቅንዓ መጠንቀቕታ ሰዲዱ።