Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ሓደ ሓውና ንሓደ ትግራዋይ " ንዝኾነ ነገር ብዓወት ክትዛዝሞ ብቐዳምነት ሓማስ የድልየካ " ምስ በሎ ወዮ ግሩህ ትግራዋይ " ለለኒ ዑግማስ ለይበቅዕይ?" ኢሉ ምስ ሓተተ

Post by Abe Abraham » 08 Oct 2023, 20:41

  • ሓደ ሓውና ንሓደ ትግራዋይ " ንዝኾነ ነገር ብዓወት ክትዛዝሞ ብቐዳምነት ሓማስ/ወኒ የድልየካ " ምስ በሎ ወዮ ግሩህ ትግራዋይ " ለለኒ ዑግማስ ለይበቅዕይ?" ኢሉ ሓቲቱ " ለይበቅዕይ ለይኣክልይ " ልብል መልሲ ምስ ኣግነየ በዛ ብኽያት ጫጭ ክብል ጀሚሩ ፡ ስጋዕ ሕጂ ይበክይ ኣሎ !! ጠባሪ ጠባሪ ኢልካ እንተ ጸዋዕካ ጠባሪ ተሳኢኑ !!!!!