Please wait, video is loading...
ሓላፊ መገዲ ሃሳስ ተምቤናይ፡ ጉጅለ ዓዲ ዋ ሀም ኲዕሾ ኢዮም ልጻወትልኩም
The Adwa gang consider the Agew people of Temben like Halafi Mengedi inferior and treat them accordingly.
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ሓላፊ መገዲ ሃሳስ ተምቤናይ፡ ጉጅለ ዓዲ ዋ ሀም ኲዕሾ ኢዮም ልጻወትልኩም
ሓደ መስሓቕ ወዲ ዓድዋ ሓደ ተንቤናይ " ሃም ሃም ሃም " ክብል ምስ ሰምዖ ፥ ኣታዮ "ከም" ካብ ምባል ከም ናይ ኣምሓሩ "ከ" ናብ " ሃ " ቀይርካ ስለምንታይ መከራ ተብላዓና ኣለኻ ?
ተንቤናይ ፥ ተውሳኺቶም ኣምሓሩ ኣንሕና ኢና ኣጋጊናዮም 'ምበይ ልሳቶም ልገበርዎ ወንጀል የለይ ።
-