Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Temt
- Member+
- Posts: 5480
- Joined: 04 Jun 2013, 22:23
Post
by Temt » 02 Sep 2023, 18:12
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 02 Sep 2023, 19:01
- ዘልኣለማዊ መሪሕ ውድብና ህግደፍ ንኤርትራ ብናብ ህዝቢ ዝቐረበ ቀጥታዊ ዲሞክራሲ ጌሩ የማሓድር ኣሎ ። እዚ ድማ ኩልና ንኣምነሉን ንኮርዓሉን ንሕበነሉን እዩ ።
ናይ ኤርትራ እቲ ዝዓበየ ብድሆ ቁጠባዊ ኣርእስቲ እዩ ። ነዚ ድማ መንግስቲ ካብ ምስፍሕፋሕ ትምህርቲ ኣብ ሃገርና ጀሚሩ ብትግሃት ይሰርሓሉ ኣሎ ።
ሓድነትና ብዝኾነ ኩነት ከይተተንከፈ ኣብ ዘለዎ ኣሎ ። ኤርትራውያን ተመሲሎም ደረብይን ኣልገፊፍን ፍጥረታት ኣብ ወጻኢ ካብ ዝገብርዎ ኣዕናዊ ተግባራት ተበጊስና ናይ ትሕተ-ሃገራዊነት ጸገም ኣሎና ክንብል ኣይንኽእልን ኢና ።
ኣነ ብፍላይ ኣዝዩ ዘሐጉሰኒ ዋላ ስድራ-ቤቶም ኣብ ገጠር ዝርከቡ ኣዝማደይ ሳላ መንግስትና ካብ ሕክምና ጀሚሮም ብዝተፈላለየ ዓውደ-ፍልጠታት ብዝለዓለ ደረጃ ተመሪቖም ክሰምዕን ክርእይን እንከለኹ እዩ ።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና!!
ምስ ህዝባዊ ግንባር ንቕድሚት!!
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!