Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Post
by Abe Abraham » 06 May 2023, 21:09
Robert Glatzel ሓንቲ ሸቶ ኣመዝጊቡ ። ኮይኑ ግን ጋንትኡ ማዕረ (2-2) ብምውጻኣ ናብ ላዕለዋይ ደረጃ ንክትድይብ ዝሕግዛ ክልተ ነጥብታት ከሲራ ።
Robert Glatzel ከም ዝበሎ ካብ ሕጂ ንንየው ዘዝተጻወትካዮ ስዒርካ ኣብ መወዳእታ እንታይ ከም ዝኽውን ምርኣይ እዩ ። ንወዲ ኤረን ብጾቱን ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየሎም ።
-