ካብ 15/07/2013 ዓ.ም ጀሚሮም ኩሉ ዓይነት ዕጥቆምን ክዳኖም ንወታሃደራት ኢትዬጵያ ንክመስሉ ዝተገበረ እንትኸዉን፤ ዘረባ እዉን ብኣምሕርኛ ገይረምዋቶ ኣለዉ።
"ይባሃልያ ኢላ ሓባል ተኳሒላ" ከም ዝብልዋ ወለዲ ነገር ሕፅረት ቃላት ኮይንዎም ብኣምሕርኛ ጀሚሮም ብትግርኛ እዬም ዝዛዝምዋ እምበር!!
#ማህደር_ቅያ: ዓርቢ 17/07/2013 ዓ.ም
Please wait, video is loading...