Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

GiGi Zembilo : ካብ ሎሚ ልንየው ትግራይ ካብ ልሰረቐቶ ልሙዕ መርየት ተባሪራ እምኒ ልእምኒ ስለ ልቐረየት ስማ " STONIA "/ ኻም Estonia ልጥዕም/ ክኾን እዩ ።

Post by Abe Abraham » 13 Dec 2020, 05:00


GiGi Zembilo : ካብ ሎሚ ልንየው ትግራይ ካብ ልሰረቐቶ ልሙዕ መርየት ተባሪራ እምኒ ልእምኒ ስለ ልቐረየት ስማ " STONIA "/ ኻም Estonia ልጥዕም/ ክኾን እዩ ።

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: GiGi Zembilo : ካብ ሎሚ ልንየው ትግራይ ካብ ልሰረቐቶ ልሙዕ መርየት ተባሪራ እምኒ ልእምኒ ስለ ልቐረየት ስማ " STONIA "/ ኻም Estonia ልጥዕም/ ክኾን እዩ ።

Post by Abe Abraham » 13 Dec 2020, 10:43

I think Selam Gebre-Medhin ( aka Hiwet Gidey ) is a smaller version of gerjaE Gigi ZEMBILO ( ሰብኣይ ዘምቢሎ ኣምሓራይ እዩ ).

ዘምቢሎ ኣብ ኤርትራ እንጌራና በሊዕኪ ዓቢኺ ኢሎማ ግዲ ኮይኖም " ስድራይ እንዳ ሰርሑ እዮም ዘብልዑኑ ኔሮም " ኢላ መሊሳ ። እዚ ተጋሩ ስጋዕ ክንደይ ከሓድትን ምስጋና ዘይብሎምን ሰባት ምዃኖም እዩ ዘርእየካ ። እቲ ዝገርም እዚ ኩሉ ብዕልግናን ገበንን ፈጺሞም ንከባቢና ልዕሊ ዕስራ ዓመት ጅሆ ሒዞም ጸኒሖም ክንሶም ኤርትራ ወሪራትና እንዳ በሉ የእውዩ ። ኣጎምቢሑ ዝገብሮም ዘሎ መን ምዃኑ ይፈልጡ እዮም ግን እታ ሓቂ ከመይ ጌሮም የውጽእዋ ? ዘይባህርያቶም !!

Post Reply