BBC - ግማሽ ሚልዮን ትግራዊ ሸቕሊ ምዃኖም ተገሊጹ!! WEEY GUUD!!
ኣስታት 400 ሽሕ መንእሰይ ትግራይ ሸቕሊ ኣልቦ ምዃኖም ተገሊጹ
Read more BBC
https://www.bbc.com/tigrinya/news-54745462
Re: BBC - ግማሽ ሚልዮን ትግራዊ ሸቕሊ ምዃኖም ተገሊጹ!! WEEY GUUD!!
እቲ ማሕበር፡ ኣብቲ ክልል ካብ 18 ክሳብ 35 ዓመት ዝኾኑ 1.2 ሚልዮን መናእሰይ ከም ዘለው ክገልጽ እንከሎ፡ ካብኦም ኣስታት 400 ሽሕ ስራሕ ኣብ ምንዳይ ከምዘለው ሓቢሩ።
This is a lie. What are the 800,000 doing in Agameland?