Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Eripoblikan
Member
Posts: 3547
Joined: 15 Sep 2019, 13:49

(ሬድዮ ኤረና) : ሩስያ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ተቓሊዑ።

Post by Eripoblikan » 10 Aug 2020, 07:37

ሩስያ፣ ኣብ ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትምስርት መደብ ከምዘለዋ ሚስጢራውያን ሰነዳት ኣመልኪቶም።



‘ቢልድ’ ሓደ ካብ ህቡባት ማዕከናት ዜና ጀርመን፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ዘውጸኦ ሓበሬታ፣ ሩስያ፣ ‘ኣፍሪካ ስትራተጂ’ ኢላ ኣብ ዝሰመየቶ ሓድሽ ወፍሪ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ግብጺ፣ ማእከላይ ኣፍሪቃ፣ ማዳጋስካር፣ ሞዛምቢክን ሱዳንን ወተሃደራዊ መዓስከር ንኽትከፍት ዘኽእላ ምስጢራዊ ስምምዕ ከምዝኸተመት ኣፍሊጡ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ታሕቲ ጠውቁ፡
https://erena.org/ሩስያ፣-ኤርትራ-ኣብ-እትርከበን-ሽዱሽተ-ሃ/