Meleket wrote,
In other words, Ras Alula, Ras Mengesha and co., carrying loads of rocks on their shoulders vowed and asked for mercy to Atsie Minilik. Milnilik forgave their sins. I think Debretsion and co., should do the same to the 7th majesty, his excellence, Dr. Abbiy. for mercy“26 ግንቦት 1886 ራእሲ መንገሻ ብልዕሊ አሰርተ ክልተ ሽሕ ዚከውን ሠራዊቶም ተዓጂቦም አዲስ አበባ ኣተው። ምስኦም እውን ራእሲ ኣሉላ፡ ራእሲ ሓጐስን ራእሲ ወልደሚካኤልን ነበሩ።
ሓጸይ መለሊኽ ኣብ ዙፋኖም ኰይኖም ዘውዶም’ዉን ደፊኦም ምስ ራእሲ ዳርጌ፣ ራእሲ ሚካኤል፣ ራእሲ ወሌን ካልኦት መኳንንቶምን ልኡኻት ሃገራት ወጻኢን ኣብ ዝተረኽቡሉ ነርባዕቲኦም ራእስታት ትግራይ ተቐበሉ።
ቢሎም ሓተቱ። “ምሒረዮም ኢየ፡ ነቱይ እምኒ ወይ ደንጎላ አልዕሉሎም ወይ እለዩሎም!” ብምባል ምኒሊኽ’ውን ተንሲኦም “ንስካትኹም ድማ ይቕረየልካ በሉኒ” ብምባል ድንን ድሕሪ ምባል ንነፍስወከፎም እናሓቖፉ ሰዒሞም ኮፍ በሉ።”ኣርባዕቲኦም ራእስታት እምኒ ወይ ደንጎላ ተሰኪሞም ኣብ ቅድሚ እቲ ንጉሠ ነገሥት ተደቢሮም “ኣጥፊእና ወይ ተጋጊና ኢና’ሞ መሓሩና”