Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Justice Seeker
Member
Posts: 4061
Joined: 09 Jul 2017, 23:35

ማሰ!..ማሰ!..ማሰ!... ሰብ ሓማሴን ሰብ ኣኮለጉዛይ ሰብ ሰራየ...እዞም ዓያሹ

Post by Justice Seeker » 12 Nov 2023, 23:14

ሰብ ሓማሴን እዞም ዓያሹ!
ሰብ ኣኮለጉዛይ እዞም ዓያሹ!
ሰብ ሰራየ እዞም ዓያሹ!
ካብ እምኒን ገረብን ዘይሕሹ!
ካብ ጤለ በጊዕን ዘይሕሹ!
ከም ቆልዓ ዓመት ዝርብሹ!
ልቢ ዘይብሎም ግዲ ገሹ!
ግብሮም ንትግርኛ ዘላሹ!
ሓማሴናይ ንሰራየን ኣከለን የናሹ!
ሰረወታይ ንሓማን ኣከለን የናሹ!
ኣከለጉዘታይ ንሰራየን ሓማን የናሹ!
ካብ ነንሕድሕዶም ዘይሕሹ!
ብሓባር ዝጠፍኡ ከም ዓያሹ!
ጓና ይዕዘብ መተርኣስ ተተርእሹ!
የኽመስምስ ድማ ታሓጊሹ!




Mesob
Member
Posts: 3018
Joined: 23 Dec 2013, 21:03

Re: ማሰ!..ማሰ!..ማሰ!... ሰብ ሓማሴን ሰብ ኣኮለጉዛይ ሰብ ሰራየ...እዞም ዓያሹ

Post by Mesob » 13 Nov 2023, 02:13

JS, thank you. It is very true our ignorance has no limits, because we live with sadists who hate their own history, languages and identity to worship aliens.
Justice Seeker wrote:
12 Nov 2023, 23:14
ሰብ ሓማሴን እዞም ዓያሹ!
ሰብ ኣኮለጉዛይ እዞም ዓያሹ!
ሰብ ሰራየ እዞም ዓያሹ!
ካብ እምኒን ገረብን ዘይሕሹ!
ካብ ጤለ በጊዕን ዘይሕሹ!
ከም ቆልዓ ዓመት ዝርብሹ!
ልቢ ዘይብሎም ግዲ ገሹ!
ግብሮም ንትግርኛ ዘላሹ!
ሓማሴናይ ንሰራየን ኣከለን የናሹ!
ሰረወታይ ንሓማን ኣከለን የናሹ!
ኣከለጉዘታይ ንሰራየን ሓማን የናሹ!
ካብ ነንሕድሕዶም ዘይሕሹ!
ብሓባር ዝጠፍኡ ከም ዓያሹ!
ጓና ይዕዘብ መተርኣስ ተተርእሹ!
የኽመስምስ ድማ ታሓጊሹ!



Post Reply