Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

ሓማሴን እንከለኒ ምስ ኣስመራይ ሰራየ እንከለኒ መንደፈራይ ኣከለ እንከለኒ ጎልጎል ዓላይ እንታይ ኣሐከለኒ ምስ ጠላም ትግራዋይ!!!!

Post by Abe Abraham » 08 Oct 2023, 19:44


ሓማሴን እንከለኒ ምስ ኣስመራይ
ሰራየ እንከለኒ መንደፈራይ
ኣከለ እንከለኒ ጎልጎል ዓላይ
እንታይ ኣሐከለኒ ምስ ጠላም ትግራዋይ!!!

Abe Abraham
Senior Member
Posts: 14414
Joined: 05 Jun 2013, 13:00

Re: ሓማሴን እንከለኒ ምስ ኣስመራይ ሰራየ እንከለኒ መንደፈራይ ኣከለ እንከለኒ ጎልጎል ዓላይ እንታይ ኣሐከለኒ ምስ ጠላም ትግራዋይ!!!!

Post by Abe Abraham » 10 Oct 2023, 15:18




ንሓማሴን ንምድምሳስ ዝግበር ከንቱ ፈተነ ኩሉ ግዜ ፍሹል እዩ ። እዚ መልእኽቲ 'ዚ ንኣብ ውሽጢ ዘልኣለማዊ መሪሕ ውድብና ህዝባዊ ግንባር ኮይኖም ክፍኣት ግብሪ ንዝገብሩ ዘለዉ ሰረቕቲ ባእታታት መጠንቀቕታ እዩ ። መሬት ወደባት ሰሪቕካ ንኣስላም ተጋሩን ካልኦትን ምዕዳል ብደም ዘሕትት እዩ ። ሓማሴናይ ንሃገሩ ብዙሕ መስዋእቲ ስለ ዝኸፈለ ተዳኺሙ እዩ ፡ ኣብ ዝበጽሖ የብሉን ንዝብሉ " ብሓዊ ከይትብልዑ መታን ብሓዊ ኣይትጻወቱ " ንብሎም ።

ካብ ግዱሳት ደቂ ሓማሴን

ዓወት ንሓፋሽ!!!



Post Reply