-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
-
Abe Abraham
- Senior Member
- Posts: 14414
- Joined: 05 Jun 2013, 13:00
Re: ቶሚ ፥ ኣክሱምኤዛና ዓበይቲ ኣእዛና፡ ንዕናይ ከይብላ ናብ ገዛና፡ መካላከያ ኣትዮሞ እቲ ውሻጠና!!!
ቶሚ ፥ ንስኻስ ክተጭበርብር እንከለኻ " ደረብኒ ቢውሹ " ዝዓይነቱ ኰንካ ትስማዓኒ ።
ኣክሱምኤዛና ፥ ወይለከይ ኣክሱምኤዛና ትግራዋይ ክንሰይ ትግርኛ ዘይከኣልኩስ እቲ " ደረብኒ ቢውሹ " ትብሎ ዘሎኻ ግዛዕ እንታይ ምዃኑ እንታይ ከፍልጠኒ ።
ቶሚ ፥ " ደረብኒ ቢውሹ " ከምዚ ሓደ ንሓደ ብጽፍዒት ሃሪሙ ከብቅዕ "ብገጹ ሃሪሙኒ" ኢሉ ዝጣራዕን ጫጭ ኢሉ ዝበክን ኢያ ተስምዕ ።
ኣክሱምኤዛና ፥ በዓል ታሪኽ ወዲ ኤረ " ጩግራፍያስ ሃሪማ ተእዊ " ከም ዝብልዎ ማለት እዩ ። ልክዕ ሓቂ ብሓቂ - ክናሳሕ - ባህርያተይን ባህርያት ናይ ከደምቲ ትገልጽ ኣምር ኢያ ።
-