Re: Picrure of the year!
ሓበሬታ ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና
On Sep 2, 2021

ኮሮና ቫይረስ ተረኺብዎም ኣብ ሆስፒታላት ዞባ ማእከል ተዓቚቦም ክንክን ክግበረሎም ዝጸንሑ 4 ዜጋታት፡ ሓውዮም ተፋንዮም ኣለዉ።
በዚ መሰረት፡ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 6642 በጺሑ’ሎ። 6,594 ካብ’ዚኦም ሓውዮም ዝተፋነዉ፡ 38 ብሞት ዝተፈልዩ፡ 10 ድማ ገና ኣብ ሆስፒታላት ተዓቚቦም ዝርከቡ’ዮም።
ሚኒስትሪ ጥዕና
02 መስከረም 2021
https://shabait.com/2021/09/02/%e1%88%9 ... 8a%93-205/