ንራጋጋዕ ኣሕዋትን ኣሓትን
-
- Senior Member
- Posts: 14509
- Joined: 29 Mar 2009, 11:10
- Location: Bujumbura Brundi
Getachew Redda last Word
-
- Member
- Posts: 77
- Joined: 09 Apr 2015, 00:05
Re: Getachew Redda last Word
Your Cousin
-
- Senior Member
- Posts: 14509
- Joined: 29 Mar 2009, 11:10
- Location: Bujumbura Brundi
Re: Getachew Redda last Word
ሞቱ ዝቐረበ ኣንጭዋስ ኣፍንጫ ድሙ ይልሕስ ድዩ ዝብሃል
ሕጂ ዝተረኽበ ዜና
አብ ማእክል ጎንደር ወረዳ ጠገዴ አብ ሶሎቃ ከባቢ ብድብዴ ናይ ትግራይ ፍሉይ ሐይሊ አብ ልዕሊ መከላኸሊ ሰራዊት ተኹሲ ከፊቱ አሎ ይብል አብዚ ቐረባ ዝመጸና ዜና ፤ አብ ዳሻ አብ ሀከር አብ ሰሎቃ አብ ዝርከብ መከላኸሊ ሰራዊትውን ውግእ ከምዝኸፈተ ተሐቢሩ ፤ ፍሉይ ሰራዊት ወያነ አብ ቀብትያ ዘሎ ራዳር ንምቁጽጻር አብ ጎቦ ናይ ምድያብ ፈተና ይገብር ከምዘሎ ተሐቢሩ ፤ አብዚ ግዜ እዚ አብቲ ከባቢ ኔትዎርክ ከምዝትቋርጸውን ተፈሊጡ ይብል ካብ ተቐማጦ ጎንደር ዝአከቦ ዜና ..................አቕራቢ ካብ ኢትዮጵያ ዝፍኖ ዘሐበሻ ።
ብኻልእ ወገን ዘይተረጋገጸ ዜና ከምዚ ይብል ፤ ኣስታት 2000 ፍሉይ ሓይሊ ኢትዮጲያ፡ ፕላኔት ሆቴል ኣብ ትሕቲ ሙሉእ ምቁጽጻር የእትዩዋ ኣሎ። መብዛሕትኦም መራሕቲ ህወሓት ዉን ኣብ ትሕቲ ሙሉእ ከበባ ኣትዮም ኣለዉ።