Ethiopian News, Current Affairs and Opinion Forum
tarik
Senior Member+
Posts: 37473
Joined: 26 Feb 2016, 13:04

{{{JUST IN}}}:Galla-Abiy Sacks Fake Priest ዳንኤል ክብረት.(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!

Post by tarik » 27 May 2026, 16:11


Nakfa Press
1h
·
ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ካብ ስልጣን ተባሪሩ

ኣማኻርን ናይ ቀረባ ሰብን ህጻን በሻሻ ዝኮነ ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ካብ ስልጣኑ ከምዝወረደ መሰረት ሜድያ ሓቢሩ።

ዲያቆን ዳንኤል ክብረት ናይ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን ኣቦ ወንበር ቦርድ ዝነበረ ኮይኑ ፤ ካብ ሰራሕተኛታት እቲ ትካል ብዝቐረበሉ ነቐፌታ ምኽንያት ካብቲ ናይ ቦርድ ኣቦ ወንበርነት ከምዝወረደ እቲ ናይ ዜና መደበር ምንጭታቱ ጠቒሱ ሓቢሩ።