Photo Of:Tplf Confrence Ends & Say,"They Stand With My Eritrea Against Galla-Abiy".(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!
Posted: 05 Oct 2025, 14:04




Ghideon Musa Aron
ደምዳሚ ኣዋጅ ተሳተፍቲ ብሄራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ትግራይ!! ዋሓስ ድሕንነትን ህላወን ትግራይና - ፅኑዕ ሓድነትና!!
ፃውዒት ንህዝቢ ኤርትራ !!
=================
ኣብዚ እዋን እዙይ ተጀሚሩ ዘሎ ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ተጠናኺሩ ንክቅፅልን ናብ ዝለዓለብራኸ ንክሰጋገርን ንሕና ተሳተፍቲ ብሄራዊ ኮንፈረንስ እጃምና ከምእነወፊ እንትንገልፀልካ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣንፀላሊዩ ዘሎን ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ዝሓመቐ ናብ ዝኸፍአ ሕምስምስ፣ ዘእቱ ፣ ሓደጋ ጥፍኣት ኲናት ብርሕቑ ንምትራፍ ብወገና ዝከኣለና ፃዕሪ ከምእንገብር እንተነረጋገፀልካ፣ ብወገንካእውን ዋዕ ኢልካ ድምፅኻ ብምስማዕ እጃምካ ክተወፍን ንሰላም ሓቢርና ክንሰርሕን ፃውዒትና ነቅርብ።
Via TiTigray People's Liberation Front/TPLF/ https://www.facebook.com/share/p/172s49vK7n/