

Nakfa Press
4h ·
ብመሰረት ምንጭታት ናቅፋ ፕረስ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ሓይሊ ባሕሪ ግብጽን ሓባራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ ምኳነን ተፈሊጡ ---ዕላማ እቲ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ፡ ምሕያልን ምዉሓስን ጸጥታ ዞባ ቀይሕ-ባሕሪ ምኳኑ፡ ምኽትል ኣድሚራል ኮማንደር ኣሽራፍ ኢብራሂም ዓጥዋ ገሊጹ ኣሎ።
ኤርትራን ግብጽን፡ ብፍላይ ኣብ'ዚ ቀረባ እዋን --- ሰላምን ጸጥታን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ንምርግጋጽ፡ ዉሁድን ኣድማዕን ምትሕብባር የካይዳ ምህላወን ይፍለጥ።