Video Of:Adwa's Tplf's Debretsion,"He Wants 2 Work With My Eritrea & Amharas".(((HAHAHA))).!!! WEEY GUUD !!!
Posted: 10 May 2025, 13:40
NationalEr Interest
38m ·
ኣቦወምበር ህዉሓት፡ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ምስ ማዕከናት ዜና ዉሽጢ ክልል ትግራይ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት፡
"ምስቶም ዉዕል ዝተፈራረምናዮም ጥራይ ዘይኮነ፡ ምስ ጎረቤት ሃገር ኤርትራን ሓይልታት ፋኖን ሓዊስካ፡ ምስ ኩሉ 'ሰላም'ዩ ዘድሌና። ብስም ዉዕል ሰላም፡ ምስ ካልኦት ኣብ ግርጭት ዘአቱ ምኽኒያት የብልናን፡ ሰላም እንተኮይኑ --- ምስ ኩሉ'ዩ!!!"
..., ኣቦወምበር ህዉሓት፡ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል፡ ምስ ማዕከናት ዜና ዉሽጢ ክልል ትግራይ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት፡

